Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2026

ኣሜሪካን ኢራንን ኣብ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ቴህራን ክወስዱዎ ሓሲቦም ዝነበሩ ሓደገኛ ደብዳብ ኣየር ንክልተ ሰሙን ተናዊሑ። ምኽንያቱ ድማ ክልቲአን ሃገራት ንክልተ ሰሙን ዝፀንሕ ክልተኣዊ ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ ምግባረን ስዒቡ ኢዩ። ይኹን…

ትካላት ልምዓት መንግስቲ ኢትዮጵያ ሸኽሚ በጀት ካብ ምዃን ናብ መንቀሳቐስቲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ተሰጋጊረን – ባንኪ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ኢትዮጵያ ሸኽሚ በጀት ካብ ምዃን ናብ መንቀሳቐስቲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ይሰጋገራ ኣለዋ ኢሉ፡፡ እቲ ባንኩ ߵሸኽሚ በጀት ካብ ምዃን ክሳብ ኣንቀሳቐስቲ ዕድል ስራሕ፤ ስግግር ትካላት ልምዓት…

ኣሮን ራሜሴ ካብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም አግሊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት ፣2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ተፃዋታይ ኣርሰናል ኣሮን ራሜሴ ካብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ምግላሉ ዕላዊ ገይሩ። ኣብ ሜክሲካዊት ክለብ እናተፃወተ ዝነበረ ራምሴ ኣብ 35 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ። እዚ ተፃዋታይ ንኣርሰናል፣ ጁቬንቱስ፣ ኖቲንግሃም ፎረስት፣…

ካብ ሃገር ሓሊፉ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ- ኮሚሽነር ጄኔራል ደመላሽ ገብረሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ማሕበረሰብ ዓለም ለኸ ሓበሬታ ዝምራሕን ምክልኻል ገበናት ብምስፋሕ ካብ ሃገር ሓሊፉ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኮሚሽነር ጄኔራል ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፡፡ መበል 20 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ “ሓድነት ፖሊስ…

ሕብረት ኣፍሪካ ብሕልፈት ሂወት ኣምባሳደር ቆንጂት ሰነጊዮርጊስ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣፍሪካ ብሕልፈት ነበር ዲፕሎማት ኣምባሳደር ቆንጂት ሰነጊዮርጊስ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ፡፡ እቲ ሕብረት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣምባሳደር ቆንጂት ኣብ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ፈላሚት ኮይነን ዝነበራ ሂወተን ካብ ሃገር ብዝዘለለ ንኣህገሪቱ…

ህዝባዊ ወገናዊነት ዘለዎን ልኡኽቶ ብብቕዓት ዝዋፃእ ሓይሊ ፖሊስ ተሃኒፁ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሪፎርም ዘፈር ፀፅታ ብሕጊ ጥራሕ ዝሰርሕ፣ ህዝባዊ ወገናዊነት ዘለዎን ልኡኽቶ ብብቕዓት ዝዋፃእ ሓይሊ ፖሊስ ተሃኒፁ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። መበል 20 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ “ፖሊሳዊ ሓድነት ንዘላቒ ሰላም” ብዝብል…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንዓቕመ ደካማታትን ጉዱኣት ኣካልን መኣዲ ኣካፊለን

‎ኣአዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንዓቕመ ደካማታትን ጉዱኣት ኣካልን መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይደን። ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ከም ሃገር ካብ ዝውግኖም ማሕበረሰብ ተኮር ስራሕቲ ጎድና ጎድኒ ኣብ እዋን በዓላት መኣዲ ናይ ምክፋል…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምላሽ ምርካቡ ንዞባዊ ድሕንነትን ሓበራዊ ምዕባለን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሕቶ ምውናን በሪ ባሕሪ ምላሽ ክረክብ ምግባር ንዓለም ለኸ ድሕንነት መስመር ንግዲ፣ ዞባዊ ምትእስሳርን ሓበራዊ ምዕባለን ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ ኢሎም ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሪር ኣድሚራል ክንዱ ገዙ። ኢንስቲትዩት…

ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ኣምባሳደር ቆንጂት ስነ ጊዮርጊስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሓዘን÷ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ብምሕላፈን መሪር ሓዘን ተሰሚዑኒ…

2ይ ኣኼባ ኮሚሽን ሓበራዊ ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ብሩንዲን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)2ይ ኣኼባ ኮሚሽን ሓበራዊ ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ብሩንዲን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ እቲ ኣኼባ ኣብ ዓውዲታት ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ምክልኻልን ፀፅታን ዘድሀቡ ስምምዕነታት ንምፍፃምን ሓደሽቲ ናይ ምትሕብባር ዓውዲታት ንምፍላይን ዝዓለመ ኢዩ፡፡…