Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2026

ሚኒስቴር ሕርሻ ሃገር ለኸ ልምዓት ለኸ ጎስጓስ ልምዓት ኣዝመራ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ሃገር ለኸ ልምዓት ለኸ ጎስጓስ ልምዓት ኣዝመራ 2018/19 ኣጀሚሩ፡፡ እቲ መድረኽ ምጅማር ሃገራዊ ጎስጓስ ልምዓት ኣዝመራ ኣመራርሃ ቢሮ ሕርሻ ክልላትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ኣዳማ ተኻይዱ። ሚኒስትር…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃድያ ሆሳእና 2 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃድያ ሆሳእና 2 ን 1 ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያብስራ ጎሳን ፉኣድ ኣብደላን…

ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ኢትዮጵያ ንባዕላ ዘድልያ መድሓኒት ክተፍሪ ኣለዋ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ኢትዮጵያ ንባዕላ ዘድልያ መድሓኒት ክተፍሪ ኣለዋ ዝብል እምነት ብመሓዝ ንሰርሕ ኣለና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምህዳር ሳይንስ ኢትዮጵያ ኣፍሪካን ሓዱሽ ምዕራፍ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዘበናዊ ማእኸል ምርምር ስራሕ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቀፅሪ ትካል ምርምር ኣርማወር ሃንሰን ዝተሃነፀ ዘበናዊ ማእኸል ምርምር መሪቖም ስራሕ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኣብ ምህዳር…

ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ቻይና መዘናኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር  ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ሚኒስትር  ገንዘብ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ሽግሽግ ዕዳ ብዝምልከት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ፕሮጀክታት ህንፀቶም ምቅልጣፍ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ከምኡ እውን መንግስቲ ቻይና መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ…

ድሬዳዋ ከተማን ፋሲል ከነማ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ድሬዳዋ ከተማን ፋሲል ከነማን ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ብዘይሸቶ 0 ን 0 ተፈላሊየን፡፡…

ናይ ፈረንሳይ መርከብ ንፈለማ እዋን ብወሽመጥ ሆርሙዝ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ፈረንሳይ መርከብ ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ካብ ዝውላዕ ንደሓር ንፈለማ እዋን ብወሽመጥ ሆርሙዝ ክትሓልፍ ክኢላ፡፡ ሲ ኤም ኤ ዝተሰመየት ንብረት ፈረንሳዊ ኩባኒያ ዝኾነትን ኪርቢ ዝብል ስያመ ዘለዋን መርከብ ንፈለማ እዋን ብወሽመጥ ሆርሙዝ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ምክትል ሓላፊ ብሄራዊ ኮንግረስ ቀዋሚ ኮሚቴ ቻይና ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብምክትል ሓላፊ ብሄራዊ ኮንግረስ ቀዋሚ ኮሚቴ ቻይና ው ዊሁዓ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ክልተኣውን ዝምድናታት ምጥንኻር ኣብ…

ኢንዞ ፈርናንዴዝ ብዝሃቦ ርኢቶ ካብ ጉጅለ ፀወታ ቼልሲ ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዞ ፈርናንዴዝ ብዝሃቦ ርኢቶ ካብ ጉጅለ ፀወታ ቼልሲ ወፃእ ኮይኑ፡፡ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ካብ ጉጅለ እታ ጋንታ ዝተነከየ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝሃቦ ርኢቶ ከምዝኾነ ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ሊያም ሮሴኒየር ገሊፆም፡፡ በዚ ድማ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ፅባሕ…

ኣብ ለውጢ ዓመታት ዓውዲ ቴሌኮሙኒኬሽን ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ዲጂታል ዕብየት ኣመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ለውጢ ዓመታት መንግስቲ ዓውዲ ቴሌኮሙኒኬሽን ክፍቲ ብምዃኑ ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ካብ ዝተብሃሉ ዕብየት ዲጂታል እቲ ሓደ ኣመዝጊቡ ኢሎም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፡፡ ቴሌኮሙኒኬሽን መንግስቲ…