Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2026

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ስዊድን መዘንኦም ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድን ማሪያ ማልመር ስቴነጋርጋርድ ተዛትዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ስዊድን ስቶኮልም ዘካየድዎ ዘተ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ጉዳያትን ዘተኮረ እዩ…

ላሚን ያማል ካብ ውድድር እዚ ዓመት ወፃኢ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስፔናዊ ኣጥቃዓይ ባርሴሎና ላሚን ያማል ካብ ውድድር እዚ ዓመት ወፃኢ ኮይኑ፡፡ ትማሊ ምሸት ባርሴሎና ሴልታ ቪጎ ኣብ ዝሰዓረትሉ ግጥም ላሚን ያማል ብዘጋጠሞ መጉዳእቲ ተቐይሩ ምውፅኡ ይፍለጥ። በዙይ እውን እቲ ተፃዋታይ ቀፃሊ…

መበል 24 ውድድር ሚስ ወርልድ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 24 ውድድር ብሚስ ወርልድ ኢትዮጵያ ኣሰናዳኢነት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፡-ፅባቐን ቁንጅናን ብሰብኣዊ ይኹን ብመልክኣ ምድራዊ መልክዕ ኢትዮጵያ ዝገልፅ ሃፍቲ…

ቤት ምኽሪ ብሪታንያ ሓድሽ ወለዶ ካብ ትምባኾ ዝዕቕብ ሕጊ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ብሪታንያ ሓድሽ ወለዶ ሽጋራ ምግዛእ ዝኽልክል ካብ ትንባኾ ነፃ ወለዶ ሕጊ ደንቢ ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ብባይቶ እታ ሃገር ዝፀደቐ ሕጊ ድሕሪ 2008 ዓ.ም.ፈ ዝተወልዱ ብሪታንያውያን ሽጋራን ካልእ ፍርያት ትምባኾን…

መረፃ ንምጥንኻር ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ወሳኒ እዩ – ምሁራት

ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 15፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መረፃ ንጠንካራ ፖለቲካዊ ስርዓትን ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ወሳኒ እዩ ኢሎም ምሁራት። መምህር ዩኒቨርስቲ ጅማ ፍቃዱ ቶሎሳ (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ከምዝበልዎ፤ መሰል ምምራፅ ብግቡእ ምጥቃም ተኣማንነት…

ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘጋጥሙ ተለዋዋጢ ብድሆታት ንምፍታሕ ሰብ ሰራሕ ብልሒ ወሳኒ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ )ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘጋጥሙ ተለዋዋጢ ብድሆታት ንምፍታሕ ንምውፃእን ስርዓተ ጥዕና ንምጥንኻርን ወሳኒ እዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ሰብ ስራሕ ብልሒን መራሒ ዲጂታል ጥዕናን ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ሰብ ስራሕ ብልሒን መራሒ ዲጂታል ዓውዲ ጥዕናን ኮይኖም ተሸይሞም። እቲ ሹመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብቲ ዓውዲ ንዘለዎ ኣመራርሓን ኢትዮጵያ ኣብታ ኣህጉርን…

ኣብ እዋን ለውጢ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ንምስፋሕ ብዝተወገኑ ስራሕቲ ጭቡጥ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ሕርሻ ካብ ባህላዊ ሜላ ኣተሓራርሳ ናብ ሜካናይዜሽን ንምስግጋር ብዙሓት ስራሕቲ ተወጊኖም ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ፡፡ ገምጋም ኣፈፃፅማ ሳልሳይ 100 መዓልቲታትን ትሽዓተ ኣዋርሕን በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም…

ተመሓይሹ ዝፀደቐ ኣዋጅ ኣቪዬሽን ሴኪዩሪቲ ኢትዮጵያ ንዕቤት ትራንስፖርት ኣየር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመሓይሹ ዝፀደቐ ኣዋጅ ኣቪዬሽን ሴኪዩሪቲ ኢትዮጵያ ንዕቤት ትራንስፖርት ኣየር ሓደ ደረጃ ክብ ዘብል ኢዩ ኢሉ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን። ባይቶ ወከልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ዘበን መበል 15 ስሩዕ ኣኼባ ኣዋጅ ሴኪዩሪቲ ኣቪዬሽን…

ቼልሲ ንኣሰልጣኒ ሊያም ሮሴኒየር ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ንኣሰልጣኒ ሊያም ሮሴኒየርን ካብ ሓላፍነቱ ኣሰናቢተቶ፡፡ እታ ጋንታ ነቲ ኣሰልጣኒ ዘሰናበተተቶ ድሕሪ 114 ዓመት ንፈለማ እዋን ምንም ሸቶ እንተየመዝገበት ሓሙሽተ ተኸታተልቲ ፀወታታት ስዕረት ምትእንጋዳ ስዒቡ ኢዩ፡፡…