ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢጋድ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ 26 ተዓዘብቲ መረፃ ኣዋፊሩ mizan mekonen May 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት 26 ተዓዘብቲ መረፃ ኣዋፊረ ኢሉ። ዳይሬክተር ዘፈር ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ኮማንደር ኣበበ ሙሉነህ ከምዝበልዎ፤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ እተካይዶ መረፃ ንሃገር ጥራሕ ዘይኮነስ ንኣህጉር እውን ወሳኒ እዩ – ኡሁሩ ኬንያታ mizan mekonen May 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ንሃገር ጥራሕ ዘይኮነስ ንኣህጉር እውን ወሳኒ እዩ ኢሎም ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያን ሓላፊ ትዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካን ኡሁሩ ኬንያታ። ሰኑይ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምዕዛብ ብኣቦ ወንበርነት ትዕዝብቲ መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይ ዘተኣማምን ኣህጉራዊን ዞባውን ሰላም ልምዓትን ምዕባለን ክረጋገፅ ኣይክእልን – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen May 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዘይ ዘተኣማምን ኣህጉራዊን ዞባውን ሰላም ልምዓትን ዕብየትን ምርግጋፅ ኣይክኣን ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ቅድሚ ሕዚ ዝተኸተመ ክልተኣዊ ወታደራዊ ምትሕግጋዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 54 ሚሊየን መረፅቲ ተመዝጊቦም – ቦርድ መረፃ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ልዕሊ 54 ሚሊየን መረፅቲ ተመዝጊቦም ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ። እቲ ቦርድ ኣብ ከይዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ከምዝበለኦ፤ ነቲ መረፃ 54 ሚሊየን 571…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዕዉትነት እቲ መረፃ ዘለዎ ሓገዝ ክገብር ኢየ – ኢጋድ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኽዕወት ቀፃሊ ዝኾነ ሓገዝ ክገብር ኢየ ኢሉ፡፡ እቲ መረፃ ናፃ፣ ዴሞክራሲያዊ፣ ፍትሓዊ፣ ተኣማኒን መካተቲን ንኽኸውን እጃሙ ከምዝዋፃእ ኣረጋጊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ፍኖተ ሰላም ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ከተማ ፍኖተ ሰላም ናውቲ መረፃ ናብ ጣቢያታት መረፃ ይከፋፈል ኣሎ፡፡ መተሓባበሪ እቲ ክልል መረፃ መለሰ ጌታነህ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ክልል መረፃ ፍኖተ ሰላም 89 ጣቢያታት መረፃ ኣለዉ፡፡ 24 ግንቦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድፅና ንመሃብ ነታ ዕለት ብሃንቀውታ ንፅበ ኣለና – ነበርቲ ከተማ ሃረር Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝቕጥል 24 ግንቦት ንሃገር ዝጠቕም ንምምራፅ ነታ ዕለት ብሃንቀውታ እናተፀበና ንርከብ ኢሎም ነበርቲ ከተማ ሃረር፡፡ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃሒት ዝገበሩ ነበርቲ ከምዝበሉዎ÷ መረፃ ንሰላምን ልምዓትን ሃገር ከምኡ እውን…
ስፓርት ሪያል ማድሪድ ንሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ብሓላፍነት ሾይማ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ዋና ኣሰልጣኒ ስፔናዊት ጋንታ ሪያል ማድሪድ ብምዃን ብዕሊ ተሸይሞም፡፡ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ኣብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ክሳብ 2029 ዓ.ም ዘፅነሖም ውዕሊ ተፈራሪሞም፡፡ እቶም ኣሰልጣኒ ቅድሚ ሕዚ ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሁራን ትካላት ትምህርቲ ልዑል ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱሉ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዕዉትነት ከይዲ ሃገራዊ ዘተ መንግስታዊ፣ ናይ ውልቀን ሃይማኖታዊን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ምሁራንን ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣበርኪቶም ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዋና ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን መረፃ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ብሄራዊ ረብሓ ከቐድሙ ኣለዎም Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን መረፃ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ብሄራዊ ረብሓ ዘቐደመ ስራሕ ክሰርሑ ኣለዎም ኢሎም ምሁራን። ኢትዮጵያውያን ንዝቕፅሉ 5 ዓመታት ዘመሓድሩዎም ንምምራፅ ዝተርፎም ሰለስተ መዓልቲታት ጥራሕ ኢዩ። 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ንኽዛዘም…