ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝወዳደሩሉ ክልል መረፃ ጎማ 2 እናተኻየደ ዝርከብ ከይዲ መረፃ ፍትሓዊ ኢዩ – ሕፁያት ዝተፈላለዩ ፓርቲታት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝወዳደሩሉ ክልል መረፃ ጎማ 2 እናተኻየደ ዝርከብ ከይዲ መረፃ ፍትሓዊን ዴሞክራሲያዊን ኢዩ ኢሎም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሕፁይ ኮይኖም ኣብ ዝቐረቡሉ ክልል መረፃ ጎማ 2 ንባይቶ ወከልቲ…