ልምዓት ፎረም ኣፍሪካ ስርዓታት ትምህርቲ ምስ ድሌታት ዕዳጋ ንዘላቒ ምትእስሳር ዕድል ስራሕ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስርዓት ትምህርቲ ምስ ድሌታት ዕዳጋ ምትእስሳር ዘላቒ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ወሳኒ እዩ ኢለን ምክትል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣሚና መሓመድ።
ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ዝገበረ ፎረም ዲቨሎፕመንት ኢምፓክት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ…