ስፓርት እንግሊዝ ንዲሞክራቲክ ኮንጎ ብምስዓር ናብ 16 ሃገራት ተፀምቢራ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ፅዋዕ ዓለም ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ እንግሊዝ ንዲሞክራቲክ ኮንጎ 2 ን 1 ብምስዓር ናብ 16 ሃገራት ተፀምቢራ። ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ስታዲየም ኣትላንታ ዝተኻየደ ፀወታ እንግሊዝ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሃሪ ኬን ኣምዘጊቡወን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሊዮን ሓዱሽ በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፈረንይ ከተማ ሊዮን ሓዱሽ ናይ መገደኛታት በረራ ከምዝጀመረ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እዚ ድማ ነቲ መገዲ ኣየር ኣብ ፈረንሳይ 3ይ፣ ኣብ ኣውሮፓ ድማ መበል 23 ከምኡ እውን ቁፅሪ ዓለም ለኸ መብፅሒኡ 146 ዘብፀሖ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብራኸ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዞባዊን ኣህጉራዊን መድረኻት Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2026 0 ብራኸ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዞባዊን ኣህጉራዊን መድረኻት ርክባት ወፃኢን ታሪኽ ዲፕሎማሲን ኢትዮጵያ ነዊሕ ዘበናት ዘቑፀረን ልዑል መሰረት ዘለዎን ኢዩ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ እታ ሃገር እናተኸተለቶ ትርከብ ጎረቤት ተኮርን በዓል ብዙሕ ወገን ዲፕሎማሲን ብዙሕ ስትራቴጂካዊ ዓወታት ኣመዝጊቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላዊነት ናይ ምሕላው ዓቕሚ ክብ ዘበለ ሪፎርም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ መሰረታዊ ዓምዲታት ዝኾነት ትኹን ሉኣላዊት ሃገር ምሰሶዎች ሓደ ትካላት ፀፅታ ልዑል ቦታ ይሕዛ። ሓይሊ ምክልኻል፣ ትካላት ሓበሬታ፣ ፖሊስን ካልኦት ውዳበታት ድሕንነትን ዶብ ሃገርን፣ ሕገ መንግስታዊ ስርዓት፣ ድሕንነት ዜጋታትን ብሄራዊ ረብሓ…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 80 ቢሊየን ብር ትርፊ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2025/26 ዓ.ም 80 ቢሊየን ብር ትርፊ ረኺቡ፡፡ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ ኣፈፃፅማ በጀት 2025/26 ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ባንኪ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት 648 ቢሊየን ብር…