Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2026

ፓርቲ ዛኑ-ፒኤፍ ዚምባብዌ ንቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናይ እንቋዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣቕረቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መሪሕ ፓርቲ ዛኑ-ፒኤፍ ዚምባብዌ ንቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ፓርቲ ብልፅግናን ህዝቢ ኢትዮጵያን ናይ እንቋዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣቕረቡ። መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ፥ ካብ ኣሓት ፓርቲታት ፖለቲካን…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣካል ልምዓት ኮሪደር ገፀር ዝኾነን ዘበናዊ ሞዴል መንደር ሃማሳ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣካል ልምዓት ኮሪደር ገፀር ዝኾነን ዘበናዊ ሞዴል መንደር ሃማሳ መሪቖም ንኣገልግሎት ክፉት ገይሮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ 79.4 ሄክታር መሬት…

ከተማነት ዘዕሰለ ልምዓት ከተማ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ከተማ ማለት ናይ ሓንቲ ከተማ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን መሰረተ-ልምዓታዊን ኩነታት ብምዝማን መንበሪን ከባቢ ስራሕን ነባሪ ህዝቢ ምቹእ ንምግባር ዝዓለመ ዝተዋደደ ከይዲ እዩ። ኣብ ቅልጡፍ ምዕባለ ቁፅሪ ህዝቢ እትርከብ ኢትዮጵያ፥ ኣብዚ ግዜ…

ባህላዊ ጥበብ ኪነ ሀንፃ ምስ ዘመናዊ ምህንድስና ዝተዋሃሃደላ መንደር ቤኑና ..

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዘለዋ ተፈጥሯዊን ባህላዊን ፀጋታት ናብ ዝለዓለ ዓቕሚ ኢኮኖሚን ቱሪዝምን ንምቕያር እትገብሮ ዘላ ጉዕዞ ብግልፂ ዘርእየዩ ብዙሓት ስራሕቲ ትፍፅም ኣላ። ብናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምፍልፋል ሓሳብን ብመርሃ ግብሪ “መኣዲ…

ውፅኢታት ሃገር-በቆል ኢኮኖሚያዊ ምምሕሽ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ሓንቲ ሃገር ዘላቒን ውሑስን ክኸውን ዝኽእል ምስ ጭቡጥ ኩነታት እታ ሃገር፣ ባህላን ውሽጣዊ ዓቕማን ዝሰማማዕ ፖሊሲ ምስ ዝቕረፅ ጥራይ እዩ። ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዘጋጠማ መዋቕራዊ ኢኮኖሚያዊ ፈተናታት ንምፍታሕ ከምኡ ድማ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደቡብ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደቡብ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ’ቲ ከባቢ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ደቡብ ኢትዮጵያ ብድሙቕ ሕብሪን ፅባቐን ደሚቓ ተቐቢላቶም።

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣብ ጉባኤ ልዝብ ሙያዊ መብርሂ ምስ ዘቕርቡ ልሂቃን ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ልዝብ ሙያዊ መብርሂ ምስ ዘቕርቡ ልሂቃን ይዝቲ ኣሎ። ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)፥ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንዘበናት እንትክባለሉ ዝመፅኡ ዘይምርድዳኣት ብዝሰልጠነ መገዲ ንምፍታሕን…

ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ዝተራእየ ዝተዋደደ ንጥፈታት ዓመታዊ ኣታዊ ኢትዮጵያ ንምዕባይ ዓብዪ ዓቕሚ ኣለዎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም. (ኤፍ.ኤም.ሲ) – ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ዝተራእየ ዝተዋደደ ናይ ሰባት፣ ገንዘብን ኢኮኖሚያዊ ንጥፈታትን ብሓባር ኮይኑ ዓመታዊ ሓፈሻዊ ኣታዊ ኢትዮጵያ ንምዕባይ ዓብዪ ዓቕሚ ከም ኣለዎ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር…

ፖርቹጋል ምስ ክሮሺያ ፤ ስፔን ምስ ኦስትሪያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ብሓባር ኣብ ዘዳለውኡ መበል 23 ፅዋዕ ዓለም ናይ 32 ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሎሚ እወን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ናይ ሓደ ጊዘ ናይቲ መድረኽ ሻምፒዮን ዝኾነት ስፔን ምሸት ሰዓት 4፡00 ምስ ኦሰቲሪያ…

ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያ ኣብ ፅኑዕ ሰረት ንምቛም ዝካየድ ሉዓላዊ ጉዕዞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ገዛእቲ ባዕዲታት ንህዝብታት ኣፍሪካ ንምግዛእን ንምንብርካኽን ዝተጠቐምሉ ቀንዲ መሳርሒ፥ ዘመናዊ ኣፅዋር ኲናት ጥራይ ኣይነበረን። ህዝብታት ብምክፍፋል ናይ ምግዛእ ስትራቴጂ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ንነዊሕ ዘመን ዝፀንሐ ማሕበራዊ ስምብራት ገዲፉ…