Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2026

ንክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዘተኣማምን ኩነታት ዝሕሉ ዘበናዊ ሓይሊ ኣየር… ሊሎ ሰማይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ናይ ሓንቲ ሃገር ክሊ ኣየር ብንቕሓትን ብጥንቃቐን ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ናይ ምክልኻል ሓላፍነት ኣለዎ። መጥቃዕቲ እንተተፈፂሙ እውን ኣድላዪ ምላሽ ብምሃብ ነቲ መጥቃዕቲ ይምክት፤ ብቕልጡፍን ብዝተሓተ ክሳራን ድማ ይዛዝም። እዚ…

እቲ ሃገራዊ ዘተ ንዘላቒ ሰላምን ሃገራዊ ምርድዳእን ዓብዪ ግደ ኣለዎ – ነበርቲ ከተማ ኣዳማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም፣ ምርግጋእን ሃገራዊ ምርድዳእን ንኽፍጠር ልዑል ግደ ከም ዝፃወት እዩ ኢሎም ነበርቲ ከተማ ኣዳማ። እቶም ነበርቲ ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ከምዝበሉዎ፤ ንዓመታት ዝፀንሑ ዓበይቲ…

ብሓድሽ ኣረኣእያ ዝተቓነየ ዘበናዊነት ከተማታት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ከተማነት ብግቡእ ንምምሕዳር፣ ከተማታትን ኣነባብራ ዜጋታትን ንምዝማን፣ ውፅኢታዊ ስትራተጂ ልምዓት ከተማ ኣብ ተግባር እናውዐለት ትርከብ። እዚ ስራሕ ልምዓት ከተማታት፤ ከተማታት ካብ ፅባቐ ሓሊፉ ኣካል ናይ ዘላቒ ሃገራዊ ልምዓት ስትራተጂ…

‎ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 708 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)‎ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 708 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ‎‎እቶም ተመለስቲ 773 ደቂ ተባዕትዮን 677 ደቂ ኣንስትዮ ከምኡ እውን 76 ሰገናት እንትኾኑ፥ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 163 ዕድሚኦም ትሕቲ 18…

ዋልታ ድሕንነት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሰላምን ድሕነትን፣ ህልውናን ሉኣላውነትን ህዝቢታት ሓንቲ ሃገር መሰረታዊ ዝኾነ ነገር ዘተኣማምንን ዘበናዊን ትካል ምክልኻል ምህላው እዩ። ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ኣብ ታሪኹ ዶብን ሃገር ካብ ምሕላው ሓሊፉ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ብምዃኑ ብተግባር…

ጉዕዞ ቅልውላው ዘይጋዊ ጉጅለ ህወሓት ካብ ዝተሰሓሓተ ናይ ያታ ቃልሲ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ናይ ኣፍ ኣፍ ሞት

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖለቲካዊ ኣካይዳ ዘይጋዊ ጉጅለ ህወሓት  ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዓብዪ በሰላ ዝሓደገ ኮይኑ እዩ። እቲ ውድብ ካብ ግዜ በረኻ ጀሚሩ ህዝቢ ትግራይ መሰረት ቃልሱ ብምግባር ዝተጓዓዘ እኳ እንተኾነ፤ ዝተኸተሎም ሜላታትን ዝወሰኖም ውሳነታትን ኣብ…

693 ሚልዮን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ብዝገበሮ ክትትል ሓፈሻዊ ግምታዊ ዋጋኦም 693 ሚልዮን ብር ዝኾኑ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቲ ኮሚሽን ምስ ኣባላት ፖሊስ ፌደራልን ክልልን ብምትሕብባር ካብ 23 ክሳብ 29 ሓምለ 2018 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል፣ 648 ነጥቢ…

ኣብ ኢኒሼቲቭ 5 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ኮደራት ዘድሀበ መርሃ ግብሪ ልውውጥ ተሞክሮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዘሰናደኦ ኣብ ኢኒሼቲቭ 5 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ኮደራት ዘድሀበ መርሃ ግብሪ ልውውጥ ተሞክሮ ተኻይዱ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መናእሰይ ናብ 5 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ኮደራት ኢኒሼቲቭ ክፅንበሩን እዋን…

ኢኮኖሚ ካብ ዘይሕጋውያን ናይ ምሕላው ስጉምቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣንፃር ህፃን ሃገርን ዝተሰለፉ ግዕዙያት ርግኣትን ድሕነት ስርዓት ፋይናንስን ማክሮ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ሱር ዝሰደዱ ገበናትን ዘይሕጋዊ ኣሰራርሓታትን ተራእዮም እዮም። ሃገር በቆል ሪፎርም ኢኮኖሚ ንምትዕንቓፍን…

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ሓቀኛ ሕቶ የብሉን፤ መሳርሒ ፀላኢ ወፃኢ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ሓቀኛ ሕቶ ዘለዎ ዘይኮነስ መሳርሒ ናይ ወፃኢ ፀላእቲ ኮይኑ እዩ እናሰርሐ ዝርከብ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኦቢኤን ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት፤ ብዛዕባ ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን…