ካውንስል ኣብያተ ክርስቲያን ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ንሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ካውንስል ኣብያተ ክርስቲያን ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ቄስ ደረጀ ጀምበሩ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት 2019 መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፤ 2018 ዓ.ም ብውልቅን ብማሕበረሰብን ደረጃ ቀለልቲ…