ንኢትዮጵያ ማእኸል ሎጂስቲክስ ኣፍሪካ ዝገብሩ ተግባራት ክጠናኸሩ እዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ማእኸል ሎጂስቲክስ ኣፍሪካ ክትከውን ዘኽእሉ ተግባራት ብምጥንኻር ክንቕፅል ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ማእኸል መስፋሕፍሒ ማእኸል ሎጂስቲክስ ሞጆ መሪቖም ብዕሊ ስራሕ…