Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2026

ቆራፅት ግዕዝይና ንምቅላስ

ኣዲስ ኣበባ፣29 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ግዕዝይና ንሃገር ንድሕሪት ዝጎትትን ንጉዕዞ ዕቤት ዕንቅፋት ዝኸውንን ተግባር እዩ። ሃፍቲ ሃገር ብምብኻን ማሕበረሰብ ዝግበኦ ረብሓ ከይረክብ ይገብር። መንግስቲ መደመር እዞም ብልሽዋት ኣሰራርሓታት ንምክልኻልን እምነት ዝውሕስ ትካላት…

ውፅኢታውነት ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ብረብሓ እንትዕቀን

ኣብ ዘበናዊ ምሕደራ መንግስቲ ዓወት ትካላት ዝዕቀን ኣብ ዕለታዊ ህይወት ዜጋታት ብዘምፅኡዎ ጭቡጥ ለውጢን ብዝፈጠሩዎ ረብሓን እዩ። ኢትዮጵያ ሒዛቶ ኣብ ዘላ ጉዕዞ ምዕባለ ባህሊ ኣሰራርሓ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ካብ ልሙድ ከይዲ ኣተሓሳስባ ተላቒቑ ብውፅኢት፣ ረብሓን ፅልዋን ናብ ዘድሀበ ኣሰራርሓ…

ምክትል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣዲስ ኣበባ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣28 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣሚና ጄን ሙሓመድ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን። እተን ምክትል ዋና ፀሓፊት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ዲኤታ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ኣቀባብላ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንሓዱሽ መንግስቲ መደመር ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ንሓዱሽ ዝተመስረተ መንግስቲ መደመር ናይ እንቋዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ሕብረት ኣብ መልእኽቱ ሓዱሽ መንግስቲ መደመር ንህዝቢ ኢትዮጵያ ንምግልጋልን ነታ ሃገር ሰላማዊ፣ ዝተረጋግዐትን ዝለማዕትን መሰረት…

ግዕዝይና ንምክልኻል ኣብ ሓደሽቲ ዝተሾሙ ኣባላት ካቢኔ ልዑል መፅናዕቲ ተኻይዱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ግዕዝይና ንምክልኻል ኣብ ሓደሽቲ ዝተሾሙ ኣባላት ካቢኔ ካብ ግዕዝይናን ስረቂን ነፃ ምዃኖም ንምርግጋፅ መፅናዕቲ ተኻይዱ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ 7ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ዘካየዶ 1ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ብቀዳማይ…

እቲ ካቢኔ ብፍትሓውነትን ሓቋፋይነትን ንምውዳብ ግዜ ተዋሂቡ ተሰሪሑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓዱሽ ካቢኔ መንግስቲ መደመር ብፍትሓውነትን ሓቋፋይነትን ንምውዳብ ግዜ ተዋሂቡ ከም ዝተሰርሐ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ…

ሰሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 28፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 7ይ ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኽቡሉ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ ካቢኔኦም ሕፁያት ኣባላት ንቤት ምኽሪ ኣቕሪቦም። ብመላኩ ገድፍ

ምስ ራኢ ሓድነት ኣፍሪካ ዝተኣሳሰረ ርክብ ኢትዮጵያን ናይጄርያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም. (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ታሪኻ ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ፣ ባህላዊን ቁጠባዊን ጉዕዞታት ዝሓለፈት ኣህጉር እያ። ኣብዚ ነዊሕ ታሪኽ ኣፍሪካ ድማ ኢትዮጵያን ናይጄርያን ፍሉይ ቦታ ዘለወን ሃገራት እየን። ኣብ ዘበነ ባዕዳዊ መግዛእቲ ናፅነታ ሓልያ ዝፀንሐት…

ቀዳማ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ካሺም ሼቲማ ጋር ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባርን…

ካብ ምስቁንቋን ናብ ምውሳን – ንኢትዮጵያ ናብ ቦታኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)“ለውጢ ሕጊ ህይወት እዩ፤ ናይ ትማሊን ሎሚን ጥራሕ ዝምልከቱ ፅባሕ የምልጦም”፤ እዚ ዝበሉ ድማ መበል 35 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዝነበሩ ጆን ኤፍ. ኬኔዲ እዮም። ኣብዚ መደረ ንትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ኢትዮጵያ እንትግምግም፤ ሃገርና ቀንዲ…