ቀዳማይ ሚኒስትር ጃማይካ ኣንድሪው ሆልነስ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)መልእኽቲ እንኳዕ ደስ ኣበለኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ጃማይካ ኣንድሪው ሆልነስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዳግም ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምሻሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ ኣበለኩም ኣመሓላሊፎም።
ኣብ መልእኽቶም ድማ ሃገሮም ጃማይካ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ታሪኻዊ…