Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2026

እዚ ግዜ እዚ ንኢትዮጵያ ናይ ብራኸ ዘበን እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) እዚ ግዜ እዚ ንኢትዮጵያ ናይ ብራኸ ዘበን እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ብመንጎ ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግስን ሳም ፕሬሺየስ ሜታልስን ኣብ ዝተገብረ ምሕዝነት ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ቦሌ ለሚ ዝተሃንፀ ሃገራዊ…

ናብ መቐለ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣገልግሎት በረራ 1 ጥቅምቲ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብግዝያውነት ኣቋሪፅዎ ዝነበረ ናብ ከተማ መቐለ ዝገብሮ ስሩዕ ኣገልግሎት በረራ ካብ 1 ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም ጀሚሩ ከም ዝጅምር ኣፍሊጡ። በዙይ መሰረት ዓማዊል ናይ ጉዕዞ ትኬት ክቖርፁ ቦታ ክሕዙን ከምዝኽእሉ እቲ…

መርኣያ ባንዳነት፤ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ልኣላውነት ሃገርን ክብሪ ህዝብን ካብ ኩሉ ንላዕሊ ኣገዳሲ ኣብ ዝኾነሉ ናይ ባንዳነትን ክሕደትን ፀሊም በሰላ ገዲፎም ክሓልፉ ዝፈተኑ ጉጅለታት ሒደት ኣይኮኑን። ካብዚኣቶም እቲ ሓደ ኣብ ልዕሊ ኣዶ ሃገሩ ክሕደት ብምፍፃም፣…

ታደሰ ገመዳ (ዶ/ር) ኣብ ሲቪል ምህንድስና ካብ ዓለም ፍሉጣት ሳይንቲስታት ሓደ ብምዃን ኣፍልጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 29፣ 2019 ዓ.ም. (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊ ታደሰ ገመዳ (ዶ/ር) ኣብ ዘፈር ሲቪል ምህንድስና ኣብ ዓለም ካብ ዝርከቡ ላዕለዎት 2 ሚእታዊ ተመራመርቲ ሓደ ብምዃን ኣፍልጦ ረኺቡ። ኣብ ዘፈር ሲቪል ምህንድስና ሞያዊ ክእለት ዘለዎ ታደሰ ገመዳ (ዶ/ር)፤ ኣብ 2026…

ማእገር ዘይድፈር ልዑላውነት ሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ንናፅነታ፣ ንክብራን ንልዑላውነታን ዝኸፈለቶ ዋጋ ምስ ዝኾነ ካልእ ሃገር ክነፃፀር ከሎ ድሙቕን ዘንፀባርቕን እዩ። ኣብ ዓብዩ ታሪኽ ድማ ከም ከውሒ ፀኒዑ ዝፀንዐ፣ ንድሕነት ሃገርን ህዝብን ውሑስ ዘብዒ ዝኾነ ሰራዊት…

ሓዱሽ ምዕራፍ ብሓዱሽ ሽመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም9፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ሓዱሽ ምስረታ መንግስቲ እታ ሃገር ኣብ ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን መዳያት ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ እትሰጋገረሉን ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ዘበን ስራሕ እተበስረሉን ታሪኻዊ ፍፃመ እዩ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ካብ ዘካየዶም…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም. (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብራማንያም ጃይሻንካር (ዶ/ር) ኣብ ክልተኣዊ ርክብን እዋናዊ ዞባዊ ጉዳያትን ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ርክብ ክልቲአን ሃገራት…

ናይጄርያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ተመኩሮ ሕርሻ ኢትዮጵያ ክትግብር እየ ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ናይጄርያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ውፅኢታዊ ተሞኩሮ ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምትግባር ትልሚ ኣለዋ ኢሎም ምክትል ፕሬዚደንት እታ ሃገር ካሺም ሸቲማ። ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናካየደ ዝርከብ ብምክትል ፕሬዚደንት ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ…

ፋና ላምሮት ምዕራፍ 23 ፅባሕ ቀዳም ክቕፅል እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም. (ኤፍ ኤም ሲ)ተወዳደርቲ መበል 23 ምዕራፍ ፋና ላምሮት ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ብዝተፈላለዩ ዓይነታት ውድድር ክወዳደሩ ፀኒሖም እዮም። ተወዳደርቲ ፅባሕ ቀዳም ብበረፃ ዳያኑ ዝወሃቦም ሙዚቃ ዝወዳደሩ እንትኾኑ፤ ምስ ዛየን ባንድ ብምዃን ብክልተ ዙር…

መበል 19 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዝቕፅል ሰኑይ ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዝቕፅል ሰኑይ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸቡሉ ብድምቀት ክኽበር እዩ፡፡ እቲ ዕለት “ሰንደቕ ዓላማና ንብሄራዊ ምርድዳእን ሕድነትናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ከምዝኽበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…