Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2026

2ይ ጉባኤ ፖለቲካዊ ውድባት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) 2ይ ጉባኤ ፖለቲካዊ ውድባት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ "ዕቤት ምምሕዳር፤ ፖለቲካዊ ውድባት ንመፃኢ ዕድል ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ዝቐርፁ እዮም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሙዚየም ይካየድ ኣሎ።…

ኣምባሳደራትን ተወከልቲ ዓለም ለኸ ትካላትን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከብ ማእኸል ተሃድሶ ነበር ተዋጋእቲ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ተወከልቲ ሕቡራት ሃገራትን ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራትን ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከብ ነበር ተዋጋእቲ ማእኸል ስልጠና ተሃድሶን ዳግማይ ምጥያሽን ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ተሃድሶ ተመስገን ጥላሁን፣…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሃገራት እቲ ዞባ ብፍላይ ንኤርትራ ተረባሕነት ዘረጋግፅ እዩ – ኣባላት ፓርቲ ሰማያዊ ማዕበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሃገራት እቲ ዞባ ብፍላይ ንኤርትራ ተረባሕነት ዘረጋግፅ እዩ ኢሎም ኣባላት ፓርቲ ሰማያዊ ማዕበል። ኣባላት እቲ ፓርቲ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ከምዝበልዎ፣ ኢትዮጵያ ዘልዓለቶ ሕቶ በሪ ባሕሪ…

ሱ-35 ዘበነዎት ናይ ውግእ ጀታት ንወታደራዊ ዓቕሚ ኢትዮጵያን ዞባዊ ግደኣን ዘዕብዩ እዮም – እስራኤላዊ ጋዜጠኛ ኤዲ ኮሄን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ሩስያ ዝተረከበተን ዘበነዎት ነፈርቲ ውግእ ጄታት ሱ-35 (Su-35) ወታደራዊ ዓቕማን ኣብቲ ዞባ ዘለዋ ግደን ብልዐል ደረጃ ዘዕብያ እየን ጋዜጠኛን ተመራማሪን ቻናል 14 እስራኤል ኤዲ ኮሄን። ኢትዮጵያ ንፈለማ…

ምሕዝነት ዘፈር መዓድን ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ሓባራዊ ረብሓ የረጋግፅ – ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሕዝነት ዘፈር መዓድን ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ሓባራዊ ረብሓ ዘረጋግፅ እዩ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ ኣብዱልዋሳ ኣብዱላሂ (ዶ/ር)። እቲ ኢንስቲትዩት ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ብምትሕብባር ልዑል ረብሓ ኣብ ዘለዎም መዓድናት…

ክሕደት ዝሰዓረ ልዑል ጀግንነት – 24 ጥቅምቲ እንትዝከር

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ዝተፈፀመ ክሕደት ኮይኑ ንሓዋሩ ዘይርሳዕ እዩ። እቲ ሰራዊት ሉኣላዊነት ሃገር፣ ድሕንነት ዶብን ሰላም ህዝቢን ዝሕሉ ዋልታን ማእገርን…

ናትናኤል ክንፈ ሓጎስ ኣብ ውድድር ውሹ ኦሎምፒክ መናእሰይ ሜዳልያ ነሓስ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ዓለም 2026 ናትናኤል ክንፈ ሓጎስ ኣብ ውድድር ቻንቿን ዘፈር ስፖርት ውሹ ንሃገሩ ሜዳልያ ነሓስ ኣምፂኡ። ንፈለማ እዋን ኣብ ሴኔጋል ዳካር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ግጥም ኦሎምፒክ መናእሰይ ዓለም 2026 ኢትዮጵያ ናይ መጀመርታ…

ኣብ 2019 ዝተጠናኸረ ዕቤት ኢኮኖሚ ከምዝህሉ ትፅቢት ይግበር – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምት፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2019 በጀት ዓመት ኣልከትቲ ኢኮኖሚ ዝተጠናኸረ ዕቤት ኢኮኖሚ ከምዝህሉ የመልክቱ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)። ኮሚቴ ፖሊሲ ገንዘብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሻምናይ ኣኼባኡ ሎሚ ኣካይዱ። ኢዮብ ተካልኝ…

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ምስ ዳይሬክተር ፕሮግራም ዞባዊ ኣፍሪካ ዩኒቨርሲቲ ፎር ፒስ ሕቡራት ሃገራት ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዛዚ ላዕለዋይ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ዳይሬክተር ፕሮግራም ዞባዊ ኣፍሪካ ዩኒቨርሲቲ ፎር ፒስ ሕቡራት ሃገራት ሳሙኤል ካሌ ኤውሲን (ፕ/ር) ተቐቢሎም ተዛትዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰላም ዝወሃቡ…

መበል 5ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ማሕበረሰብ ጥዕና ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ኣድላይ ምድላው እናተገበረ እዩ- ዶክተር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 5ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ማሕበረሰብ ጥዕና ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምትእንጋድ ኣድላይ ምድላው እናተገበረ ከም ዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ሚኒስትር ዶክተር መቅደስ ዳባ፤ ምድላው ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ መበል 5ይ…