ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ደሞዝ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ካብ 30 ጥቅምቲ ጀሚሩ ክኽፈል እዩ mizan mekonen Nov 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ደሞዝ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ካብ ዕለት 30 ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም ጀሚሩ ክኽፈል እዩ ኢሉ ምምሕዳር በዓል ሓደራ እቲ ክልል። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቁጠባን ዳግመ ህንፀትን ምምሕዳር በዓል ሓደራ እቲ ክልል ቴዎድሮስ ኣረጋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንልምዓት ሃፍቲ ሰብን ንምርግጋፅ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮን ትኹረት ሂባ ትሰርሕ ኣላ – ኣፈ ጉባኤ ኣሕመድ ሽዴ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ነዊሕ እዋን ትልሚ ልምዓታ ንልምዓት ሃፍቲ ሰብን ምርግጋፅ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮን ትኹረት ሂባ ትሰርሕ ኣላ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ። ኣብ ቁፅሪ ህዝቢን ልምዓትን፣ ጥዕናን መሰላትን ስነ-ተዋልዶ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ራኢ ልምዓት ከተማታት ብተግባር ዘርኣየት ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ዲፕሎማሲ ኣፍሪካ ካብ ምዃና ብተወሳኺ ማእኸል ፈጠራ፣ ባህሊ፣ ንግዲን ዘበናዊ ናብራ ከተማን ንምዃን ዘለዋ ዓቕሚ እናዕበየት ትርከብ። ነዚ ብዘላቕነት ንምዕዋት ድማ ስራሕቲ ልምዓታ ምስ ትልሚ ከተማ፣ ባህሊን ቱሪዝምን፣ ዕድላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ነባራትን ሓደሽትን ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ mizan mekonen Nov 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ነባራትን ሓደሽትን ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ሓደሽትን ነባራትን ተምሃርኡ ካብ 23 ክሳብ 24 ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም ንክኣትዉ ዝፀውዐ እንትኸውን፤ ብመሰረት እዚ ፃውዒት ድማ ሎሚ ብርክት ዝበሉ ተምሃሮ ናብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ክጅመር እዩ mizan mekonen Nov 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል መሶብ ንምጅማር ዘኽእሉ ስራሕቲ ምድላዋት ተጀሚሮም ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት መሶብ ዮናስ ኣለማየሁ። ኣይተ ዮናስ ኣለማየሁ ከምዝበልዎ፣ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ዓውደ…
ስፓርት ኣርሰናል ድሕሪ 14 ዓመት ካብ ኣንፊልድ ንሊቨርፑል ስዒራ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 9ይ ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ናብ ኣንፊልድ ብምምራሕ ንሊቨርፑል 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ኣርሰናል ዝተዓወተትላ ብታዊት ሸቶ ካይ ሃበርትዝ ኣብ መበል 16 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርሓዊ ዜና መፅሄት Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2026 0 ወርሓዊ መፅሄት ዜና ጉዳያት ምምሕዳር እዚ ወርሒ ኣብ ታሪኽና ዓብዪ ምዕራፍ ዝተመዝገበሉ እዩ፤ ብመሰረት 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ፤ ሓዱሽ መንግስቲ መደመር ብ25 መስከረም 2019 ዓ.ም ብወግዒ ተመስሪቱ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ…
ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ቢላል ገመዳ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንሃንፃ ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ማዕረ ተረባሕቲ ልምዓት እትገብር ከተማ ንኽትከውን ቆራፃት ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)እንሃንፃ ዘለና ኣዲስ ኣበባ ነበርታ ብማዕረ ተጠቀምቲ ልምዓት እትገብር ከተማ ንኽትኸውን ቆራፃት ኢና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፤ ሎሚ…