Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2026

ኣብ ኣኽሱም ስሩዕ ትምህርቲ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣኽሱም ስራሕ ስሩዕ ምምሃር ምስትምሀር ብዕሊ ተጀሚሩ ኢሎም ከንቲባ ከተማ አክሱም አይተ ፍፀም ለገሰ። ከንቲባ ከተማ አክሱም አይተ ፍፀም ለገሰ ከምዝበልዎ ዘይሕጋዊ ህወሓት ብሰራዊት ምክልኻል ድሕሪ ምውጋዱ አብታ ከተማ አንፃራዊ ሰላም…

2ይ ጉባኤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)2ይ ኣህጉራዊ ጉባኤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ዝጀመረ እቲ ጉባኤ፤ "ዕቤት ምምሕዳር፤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ሓንፀፅቲ ንድፊ ቀፃሊ ዕጫ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ እዮም" ብዝብል…

ጉባኤ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ 2ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዑለማታት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሸይኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ፣ ዋና ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት…

ኣይተ ገብረኣምላክ የዕብዮ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኮይኖሞ ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ገብረኣምላክ የዕብዮ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኮይኖሞ ተሸይሞም። በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንኣይተ ገብረኣምላክ የዕብዮ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ገይሩ ሸይሙ።

በዓል ሓደራ ምምሕዳር ትግራይ ንትእምት ብጊዚያዉነት ዝመርሑ 5 ኣባላት ቦርድ ሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ሓደራ ምምሕዳር ትግራይ ንትእምት ብጊዚያዉነት ዝመርሑ 5 ኣባላት ቦርድ ሰይሙ:: ብመሰረት እዚ:- 1) ገ/ህይወት ዓገበ (ዶ/ር) - ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪ 2) ገ/መስቀል ሃይሉ (ዶ/ር) - ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ 3) ወ/ሮ ሓንሳ…

ንተጠቃምነት ዜጋታት ዓብዪ ስትራተጂ መደመር ጋህዲ ንምግባር ክስራሕ እዩ – ኣፈ ጉባኤ ሙፈሪሀት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ዜጋታት ተጠቀምቲ ንምግባር ሰብ ተኮር ስራሕቲ ብምጥንኻር ዓብዪ ስትራተጂ መደመር ጋህዲ ንምግባር ብትኹረት ክስራሕ እዩ ኢለን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሙፈሪሀት ካሚል። እተን ኣፈ ጉባኤ ክሳብ ሕዚ ዝተወገኑ ስራሕቲን ኣብ ቀፃሊ ትኹረት…

ኣብ ዓውዲ ጥዕና ፍትሓዊ ተጠቃምነት ዜጋታት ንምርግጋፅ ክስራሕ እዩ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣገልግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ብምጥንኻር ዜጋታት ብፍትሓዊነት ካብቲ ኣገልግሎት ተጠቀምቲ ንክኾኑ ብትኹረት ክስራሕ እዩ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። ሚኒስቴር ጥዕናን ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና ክልላትን ዝሳተፍዎ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ንተወሰኽቲ ስራሕቲ መስመር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ዝውዕል ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መስመር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ተወሰኽቲ ስራሕቲ ንምክያድ ዘኽእል ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ዘላቕነት፣ ውሕስነትን ብቕዓት ኣሰራርሓን እቲ መስመር ባቡር ንምዕባይ ዝውዕል 15 ሚልዮን…

ግብፂ ግድብ ኣስዋን ኣብ እትሃንፀሉ እዋን ካብ 100 ሽሕ ንላዕሊ ሱዳናውያን ኣመዛቢላ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ግብፂ ግድብ ኣስዋን ኣብ እትሃንፀሉ እዋን ካብ 100 ሽሕ ንላዕሊ ሱዳናውያን ካብ መንበሪኦም ኣመዛቢላ እያ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት፣ ግብፂ…

መራኸቢ ሓፋሽ ረብሓ ህዝብን ሃገርን ብምሕላው ተኣማኒ ሓበሬታ ከቕርቡ ይግባእ – ወ/ሮ ሃይማኖት ዘለቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምቲ 26፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) መራኸቢ ሓፋሽ ረብሓ ህዝብን ሃገርን ብምሕላው ተኣማኒ ሓበሬታ ከቕርቡ ይግባእ ኢለን ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ሃይማኖት ዘለቀ። በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገርና ንመጀመርታ እዋን ዝተሃነፀ ማእኸል ልህቀት…