Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2026

ከንቲባ ኣዳነች 44 መንበሪ ኣባይቲን ዘለዉዎም በዓል ሓሙሽተ ደብሪ ህንፃ ንተጠቀምቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች 44 መንበሪ ኣባይቲን ሹቓትን ዘለዉዎ በዓል ሓሙሽተ ደብሪ ህንፃ ንተጠቀምቲ ኣመሓላሊፈን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ “ሎሚ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃዋሳ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስን ብሩክ ኣለማየሁ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ቅድም…

ኣብ ከይዲ መረፃ ዝለዓሉ ጥርዓናት ብልዝብን ብመረዳእታን ይፍትሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ከይዲ መረፃ ዝለዓሉ ጥርዓናት ብልዝብን ብመረዳእታን ይፈትሕ ኣለኹ ኢሉ። ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ እናተሳተፉ ዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ከይዲ ምዝገባ መረፃ ኣጋጢሞምና ዝበሉዎም…

መረፃ ተኣማኒ ንኽኸውን መራኸብቲ ሓፋሽ ልዑል እጃም እናተፃወታ ይርከባ – ወ/ሮ እናትኣለም መለሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም መረፃ ኣብ ዝበሉ ወሰንቲ ሃገራዊ ከይዲታት ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣዚዩ ዕዙዝ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰ። ግልጋግሎት ዜና ኢትዮጵያን በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን “ንዕዉት…

ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ ቻይና መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣብ ቤጅንግ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ÷ ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ቻይናን ዘሎ ኩለመዳይ ምሕነትን ስልታዊ ምትእስሳርን ኣብ ዘበናዊ ዓለም…

ሩስያ ልምምድ ኒውክሌር ኣፅዋር ምክያድ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩስያን ቤላሩስን ልዕሊ 65 ሽሕ ወታደራት ዘሳተፈ ሓባራዊ ልምምድ ኒዩክሌር ኣፅዋር ምክያድ ጀሚረን። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንዝቕፅል ሰለስተ መዓልታት ልምምድ ልዕሊ 7 ሺሕን 800 ልምምድ ኒውክሌር ኣፅዋር ኣብ ረብሓ ከምዝውዕል ተገሊፁ።…

ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ንምርግጋፅ…

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ንምርግጋፅ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ሼኽ ሻኽቡጥ ቢን ናህያን፡፡ ሼኽ ሻኽቡጥ ቢን ናህያን ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ…

ዳታ ንዕብየት ሃገር ክነውዕሎ ይግባእ – ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዳታ ንዕብየት ሃገር ክነውዕሎ ይግባእ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)። ኢትዮጵያ ናብ ልኡላውነት ዳታን ስታቲስቲክስን ኣብ ዝገበረቶ ጉዕዞ ዘመዝገበቶ ዓወት ጠመተ ዝገበረ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዘርባጃን ዝርከብ ኣሳን ቀሊል ሓደ ማእኸል ዲጂታላዊ ኣገልግሎት ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ጎና ጎኒ መድረኽ ከተማታት ዓለም ኣብ ኣዘርባጃን ዝርከብ ኣሳን ቀሊል ሓደ ማእኸል ዲጂታላዊ ኣገልግሎት ዑደት ኣካይደን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዝሕለፈኦ…

ኣብ ዓውዲ ስታቲስቲክስ ኣብ ሕርሻ ቆፀራ፣ ብስነ ህዝብን ጥዕና መፅናዕቲን ዝጭበጥ ውፅኢት ኣመዝጊቡ – ኣይተ ዓብዱልዓዚዝ ሸፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ስታቲስቲክስ ኣብ ሕርሻ ቆፀራ፣ ብስነ ህዝብን ጥዕና መፅናዕቲን ዘመናዊ ንምግባር ዝኽኣለ ዝጭበጥ ውፅኢት ኣመዝጊቡ ኢሉ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን፡፡ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዕዞ ልኡላውነት ብሓበሬታ ስታቲስቲክስን ዘመዝገበቶ ዓወት…