Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2026

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ማእኸል ዕዳጋ ኩለመዳይ ለሚ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ማእኸል ዕዳጋ ኩለመዳይ ለሚ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን፡፡ እታ ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፤ "መንግስቲ ንህዝቢ ዝኣተዎ ቃል ክፍፅም እዩ፤ ዘይስራሕ ቃል…

ንኹሉ ዝሓቁፍ መረፃ ንክኾን ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም እዮም – ብሄራዊ ቦርድ መረፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኹሉ ዝሓቁፍ መረፃ ንምርግጋፅ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢለን ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላትወርቅ ሃይሉ። እቲ ቦርድ ንመረፃ ብዝተጣየሸ ፍሉይ ጣቢያታት መረፃ ዝተመዝገቡ መረፅቲ ኣብ መዓልቲ መረፃ…

ብፅባቐ ኣዲስ ኣበባ ዝተመሰጠ ዲላን ፔጅ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 19 ነጥቢ 3 ሚሊየን ተኸታተልቲ ቲክቶክ ዘለዎ ተፅዕኖ ፈጣሪ ዝኾነ ዲላን ፔጅ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይርከብ። ዲላን ፔጅ ኣብ ቲክቶክ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፅ ቅልጡፍ ዜናን ዝተፈላለየ ሓበሬታን ብምክፋል ዝፍለጥ እዩ።…

መንግስቲ ሰላም ኣብ ምዕቃብ ጎና ጎኒ ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፁ ስራሕቲ ተካይዶም – ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ሰላም ኣብ ምዕቃብ ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፁ ስራሕቲ ተካይዶም ኢሎም ሚኒስቴር ሰላም መሓመድ እድሪስ፡፡ ኣብ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣብ ዝርከብ ማእከል ግዝያዊ ዲሞብላይዜሽን ጎንደር ንነበር ዕጡቓት ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ።…

መርሃ ግብሪ ሃገር ለኸ ፀሎት ቀፃሊ 16 ግንቦት ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 16 ግንቦት 2018 ዓ.ም መርሃ ግብሪ ሃገር ለኸ ፀሎት ክካየድ እዩ ኢሉ ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ። ዋና ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ቐሲስ ሊቀ ትጉኃን ታጋይ ታደለ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ጉዳይ…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ድሕንነቶም ንምሕላው ይስራሕ ኣሎ -ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ድሕንነቶም ንምሕላው መንግስቲ ብቕርበት ይሰርሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነዲያት ጌታቸው ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኢትዮጵያ…

ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ጎስጓስ ምርጫ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ጎስጓስ ምርጫ ኣካይዱ። እቲ መርሃ ግብሪ ።ብፅኑዕን ዝተወደበን ድምፂ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ናብ መርኣያ ሃገር ክነሰጋግራ ኢና” ዝበል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተገሊፁ።…

ዘተሓሳስብ ፀገም መድሓኒት ብጀርምታት ምልማድ….

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፀገም መድሓኒታት ፀረ ተህዋስያን ብጀርምታት ምልማድ ልዑል ጠመተ ዘድሊዮ ዛዕባ ኢዩ ኢሉ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ። ዳይሬክተር ህንፀት ዓቕሚ ላቦራቶሪ እቲ ኢንስቲትዩት ዳኒአል መለሰ፥ ኣብ ዓለም ካብ መንጎ ዘጋጥም ሞት…

ከንቲባ ኣዳነች ኣዲስ ኢኮ ኩሉ ዕላማ ዘለዎ ፓርክ መዘናግዒ ህዝቢ ስራሕ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣዲስ ኢኮ ኩሉ ዕላማ ዘለዎ ፓርክ መዘናግዒ ህዝቢ ሎሚ መሪቐን ንግልጋሎት ክፍቲ ገይረን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ፤“ሎሚ ንከተማና ዝኸውን ተወሳኺ ናይ ኣዲስ ኢኮ ኩሉ…

ተሳትፎን ድምፂን ኩሎም ዜጋታት ንህንፀት ሃገር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር እትህነፅ ብተሳትፎን ድምፂን ኩሎም ዜጋታት፡፡ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ሻለቃ ሳሙኤል ገሰሰ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ስልጣን እናተወራረሰ ዝነበረ ከምዝኾነ ብምግላፅ÷ ሕዚ ንዘሎ ዘበን ዝምጥን ግን መረፃ ጥራሕ ከምዝኾነ…