ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima May 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ እዋናዊ ኩነታት ከይዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዝምልከት ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ እቲ መድረኽ ፓርቲታት ኣብ ምድላው መረፃ ዘጋጠሙዎም ፀገማት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ካብ ኣሜሪካ ነዳዲ ክትገዝእ ተሰማሚዓ – ዶናልድ ትራምፕ mizan mekonen May 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ቻይና ካብ ኣሜሪካ ነዳዲ ክትገዝእን መሻርኽቲ ንግዲ ክትከውንን ተስማዕሚዓ ኢሎም። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ታሪኻዊ ዑደት ኣብ ቤጂንግን ምስ ቻይናዊ መዘንኦም ሺ ጂንፒንግ ዕዉት ርክብ ክብሉ ዝገለፅዎ ዘተ…
ጥዕና ጭቡጥ ውፅኢት ዝተመዝገበሉ ምቁፅፃር ትምባኾ … mizan mekonen May 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ምቁፅፃር ትምባኾ ዝጭበጥ ውፅኢት ኣመዝጊባ ኢሉ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ናፃ ትኪ ትምባኾ ኣብ ዓለም ንመበል 39 ግዚኡ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 34 ግዚኡ “ናብ ወልፊ ኒኮቲንን…
ቢዝነስ ወለዶ ዘሳግር ማእከል ዕብየት ኢኮኖሚ – ኣፍራዩ ኢንዱስትሪ mizan mekonen May 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዓውዲ ኣፍራዩ ኢንዳስትሪ ኢኮኖሚ መሓውር ሃገርና ኣብ ምቕያር፣ መነባብሮ ዜጋታት ኣብ ምምሕያሽን ዘላቒ ልምዓት ኣብ ምርግጋፅን መተካእታ ዘይብሉ ግደ ይፃወት ኣሎ። መደመር መንግስቲ ኣብዚ ዓውዲ ዓብዪ ዓቕሚ…
ስፓርት ተዓዋቲት ወርቂ ዋንጫ ፕሪምየር ሊግ… mizan mekonen May 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣርሰናል ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 38 ፀወታታት ሓንቲ ፀወታ ከይተሳዕረት ተዓዋቲት ወርቂ ዋንጫ ምኳን ዝኽኣለት እንኮ ክለብ እያ። ሰሜናዊት ክለብ ለንደን"ዘ ኢንቪንስብል" (ዘይስኮኑ) ብዝብል ዝፍለጥ ብድሙቕ ታሪክ ዝፀሓፈ ቅድሚ 22…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ትካላት ንልዕልና ሃገር… Gebremariam Weldegerima May 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓንቲ ሃገር ጥንክርቲን ተታታሊ ዝኾነ ዕቤትን ክተመዝግብ ትኽእል ጥንኩራት ትካላት እንትህልዉ ከምዝኾነ ፍሉጥ ኢዩ። በዚ ድማ ትካላት ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ዓምዲ ብምዃን ማዕርነትን ፍትሓዊ ተረባሕነትን ዜጋታት ኣብ ምርግጋፅ ዕዙዝ ግደ ይፃወቱ።…
ቢዝነስ ካብ ወፃኢ ንግዲ 8 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima May 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ 8 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሎም። ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያታት ሕርሻ ኤክስፖርት ቢዝነስን ከምኡ እወን ኣብ ምጥዓም ቡንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፍሉይ ምርኢት ኣውሮፕላን ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima May 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓል ፍሉይ ምርኢት ኣውሮፕላን ኣካይዱ። እተን ኣውሮፕላናት ንምርኢት ህዝቢ ዝቐርባሉ ትርኢት ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ዋና ፈጻሚ ስራሕ…
ስፓርት ምድረ ገነት ሽረ ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምድረ ገነት ሽረ ንኢትዮጵያ ቡና 1 ን 0 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ምድረ ገነት ሽረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅል ሰኑይ ኩለን ሙዚየማት ንበፃሕቲ ብናፃ ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም Gebremariam Weldegerima May 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ሙዚየም ምኽንያት ብምግባር 10 ግንቦት 2018 ዓ.ም ኩሎም ሙዚየማት ንበፃሕቲ ብናፃ ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም ኢሉ በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሙዚየም "ሙዚየማት ዝተኸፋፈለ ዓለም የተኣሳስሩ" ብዝብል መሪሕ…