ስፓርት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima May 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻንጋይ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 2026 ብደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ተዓዊታ፡፡ ኣትሌት ብርቄ ነቲ ርሕቐት 3 ደቒቕ 55 ሰከንድን 56 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብዓወት ዛዚማ፡፡ እታ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ቻይና ዑደት ክገብሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima May 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ከምዝገብሩ ክሬምሊን ኣፍሊጡ፡፡ ቅድሚ መዓልቲታት ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ 10 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ዕቤት እተመዝግብ ብሕታዊት ሃገር ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ 10 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ዕቤት እትመዝግብ ብሕታዊትን ሃገር ኢያ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኢንዱስትሪ ፓርክ ገላን ጉራ መሪቖም ኣብ ዝኸፈቱሉ እዋን ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ሻምፒዮን ፅዋዕ ኤፍ ኤ ካፕ ኮይና Gebremariam Weldegerima May 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ሲቲ ንቼልሲ ብምስዓር ሻምፒዮን ፅዋዕ ኤፍ ኤ ካፕ ዓመተ ውድድር 2025/26 ኮይና፡፡ ሰዓት 11 ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ዝተኻደ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ፍፃመ ብሕታዊት ሸቶ ማንቼስተር ሲቲ ኣንቷን ሴሜንዮ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ድሕሪ 2023…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሜዳሊያ ወርቂ ሓኪም… Gebremariam Weldegerima May 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክፍሊ ትምህርቲ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ሎሚ መዓልቲ ካብ ሞንጎ ዘመረቖም ተመረቕቲ 2018 ተምሃሮ ዶ/ር ሙሉጌታ ደምስ ሓደ ኢዩ። ጋና ብቑልዕልነቱ ሓኪም ናይ ምዃን ሕልሚ ከምዝነበሮ ዝገለፀ ዶ/ር ሙሉጌታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምረቓኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተኣማምን ኢንዱስትሪ ንምህናፅ ብንፅል ዘይኮነስ ብምትእስሳር ክንሰርሕ ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ዘተኣማምን ኢንዱስትሪ ንምህናፅ ብንፅል ዘይኮነስ ተደሚርና ብምትእስሳር ክንሰርሕ ኣለና ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስት ሎሚ መዓልቲ ኢንዱስትሪ ፓርክ ገላን ጉራ መሪቖም ኣብ ዝኸፈቱሉ እዋን፥ ኢንዱስትሪታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕልምና ሃገር ካብ ድኽነት ዘናግፍ ትውልዲ ምፍጣር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ድሌትናን ሕልምናን ካብ ድኽነትን ፀገምን ዝተናገፈት ሃገር ዝፈጥር ትውልዲ ምፍጣር ኢዩ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ቀዳማይ ምዕራፍ ኢንዱስትሪ ፓርክን ገላን ጉራ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም ከፊቶም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima May 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ግራዋ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻን ሓለዋ ከባቢን ተመልኪቶም። ኣብቲ እዋን ዑደት ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንዱስትሪ ፓርክ ገላን ጉራ ንመናእሰይ ዕድል ስራሕ ዝኸፍት ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዱስትሪ ፓርክ ገላን ጉራ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ኢንተርፕራይዛት ምቹው ናይ ንግዲ ከባቢ ካብ ምፍጣር ሓሊፉ ብኣሽሓት ንዝቑፀሩ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ዝኸፍት ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መራሒ መንግስቲ ጀርመን ኢራን ናብ ድርድር ክትምለስ ፃውዒት ኣቕሪቦም mizan mekonen May 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መራሒ መንግስቲ ጀርመን ፍሬድሪክ ሜርዝ ኢራን ብቕልጡፍ ናብ ድርድር ዘተ ክትምለስ ኣለዋ ኢሎም፡፡ ፍሬድሪክ ሜርዝ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ብስልኪ ከምዝተዛተዩ ብምሕባር፤ ኣብ ዘትኦም ኢራን ናብ ድርድር ክትምለስ ከምዘለዋ…