ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንመዓልቲ ኣፍሪካ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣሕሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ኣፍሪካውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን እንዃዕ ንመዓልቲ ኣፍሪካ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ…