ነበርቲ ከተማና ብሓድነት ሃገር ናይ ምፅናዕ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ጎስጓስ መረፃ ፓርቲ ብልፅግና ሃገር ናይ ምጥንኻር መልእኽቲ ዘመሓላለፍሉ እዩ ኢለን ኣዳነች ኣቤቤ።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘሕለፍኦ መልእኽቲ፤ እቲ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ…