ጥዕና ስግኣት ዓለም ዝኾነ ፀረ-ተህዋሲያን መድሓኒት ብጀርምታት ምልማድ mizan mekonen Jun 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፀረ-ተህዋሲያን መድሓኒት ብጀርምታት ምልማድ ኣብ ዓለም ዝዓበየ ስግኣት ኮይኑ ኢሉ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ። ሎሚ መዓልቲ ግንዛበ መውሀቢ ፀረ-ተህዋሲያን መድሓኒት ብጀርምታት ምልማድ ጀርምታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣማራፃ ሰላም ብምቕባል ናብ ማሕበረሰብ ምስ ዝተፀንበሩ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ mizan mekonen Jun 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ተዓጢቖም ዝንቀሳቐሱ ምስ ዝነበሩን ኣማራፃ ሰላም ብምቕባል ናብ ማሕበረሰብ ምስ ዝተፀንበሩን ኣካላት ይዝቲ ኣሎ። ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)፥ እቲ ኮሚሽን ነቲ መድረኽ ዘተ ዘሰናደአ…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ዓለም ንፈላማ እዋን እትሳተፍ ኬፕ ቨርዴ… mizan mekonen Jun 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ምድብ ፈላሞት ፀወታታት ኣሜሪካ፣ ሜክሲኮን ካናዳን ዘሰናደአኡ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ እውን ክካየድ ኢዩ። ኣብ ምድብ 8 ብምምዳብ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ንፈላማ እዋን እትሳተፍ ኬፕ ቨርዴ ምስ ስፔን ሎሚ ሰዓት 1፡00 ክትጋጠም ኢያ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካን ኢራንን ኲናት ደው ንምባል ተስማዕሚዔን mizan mekonen Jun 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካን ኢራንን ኲናት ደው ንምባል ኣብ ዘኽእለን ስምምዕነት በፂሐን። ነተን ክልቲአን ሃገራት እትሽምግለን ዘላ ፓኪስታን እቲ ስምምዕ ኣብ ዝመፅእ ዓርቢ ኣብ ስዊዘርላንድ ከምዝፍረም ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 8 ቢሊየን ፈልሲታ ተዳልዮም ኣለው – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብዚ ዓመት ንዝካየድ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ ሸሞንተ ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ድሉው ኮይኖም ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶባት ንዞባዊ ሓድነት ድልድል ብምዃን ከገልግሉ ይግባእ – ቀነአ ያደታ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዶባት ንዞባዊ ሓድነት ከም ድልድል ኮይኖም ከገልግሉ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣማኻሪ ደሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ቀነአ ያደታ (ዶ/ር)፡፡ ምምሕዳር ዶባት ኢትዮጵያ ንምጥንኻርን ዶባት ዞባ ልምዓትን ሰላምን ንምግባር ዝዓለመ ብሄራዊ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምድላው ውግእ ሰራዊትን ተበፃሕነት ጥዕናን ክብ ንምባል ዘኽእል ሪፎርም ተኻይዱ- ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) mizan mekonen Jun 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምድላው ውግእ ሰራዊት ምክልኻል ንምርግጋፅ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ተበፃሕነት ኣገልግሎት ጥዕና ምሃብ ዘኽእል ኩለ መዳይ ሪፎርም ተኻይዱ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)። ፓዲያት ምክልኻል ሃገር ግሩፕ ኣገልግሎት ጥዕና መስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሓረስቶት ዝግበር ተበፃሕነት ዲጂታል ስርዓት ንምሕያል ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Jun 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሰኔ 5፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሓረስቶት ዝግበር ተበፃሕነት ዲጂታል ስርዓት ንምሕያልን እቶት ንምስሳንን ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተረኸብሉ መድረኽ ልዝብ ኤክስቴንሽን ብሄራዊ ዲጂታል ግብርና ኢትዮጵያን ፎረም ኣገልግሎትን ተሳሊጡ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰራዊት ንስሑት ሰልሒት ፀላኢ ምላሽ ንምሃብ ብተጠንቀቕ ተሰሊፉ ኣሎ- ኢራን mizan mekonen Jun 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ንስሑት ሰልሒት ፀላኢ ምላሽ ንምሃብ ብተጠንቀቕ ተሰሊፉ ኣሎ ኢላ ኢራን። ቴህራን ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓያል፣ ድልውቲን ብቐሊሉ ዘይትድፈርን ኮይና ኣሉ ኢሉእቲ ሰራዊት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ። ኢራን…
ስፓርት ፀወታታት ምድብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም mizan mekonen Jun 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዘሰናድእኡ ፀወታታት ምድብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ካናዳን ኣሜሪካ ፈላማይ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ኣብ ምድብ ክልተ እትርከብ ካናዳ ምሸት ሰዓት 4፡00 ምስ…