ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ነጊሱ ዘሎ ህውከት… mizan mekonen Jun 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ኣኽራሪ ጉጅለ ነበር ህወሓት ዘስዓቦ ህውከት ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ስግኣት ፀጥታ እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ ኢሎም ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ነበር ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣታኽልቲ ሃ/ስላሴ። ኣታኽልቲ ሃ/ስላሴ ምስ ፋና…
ጥዕና ኢትዮጵያ ተሓባባሪ ኣቦ ወንበር ቦርድ ፓንደሚክ ፈንድ ካብ ሩዋንዳ ተረኪባ mizan mekonen Jun 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ተሓባባሪት ኣዶ ወንበር ቦርድ ፓንደሚክ ፈንድ ኮይነን ተመሪፀን። ነዚ ስዒቡ ዶክተር መቕደስ ካብ ሚኒስትር ጥዕና ሩዋንዳ ዶክተር ሳቢነ ንሳንዚማና ተሓባባሪት ኣዶ ወንበር ቦርድ ፓንደሚክ ፈንድ ኮይነን…
ቢዝነስ ግደ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ኣቡሴራ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ናብ ማእከል ኣቪዬሽን ኣብ ምስግጋር… mizan mekonen Jun 19, 2026 0 • ኣቡሰራ ካብ ኣዲስ ኣበባ 40 ኪሎ ሜትር ርሒቓ ኣብ ልዕሊ ፀፍሒ ባሕሪ 1 ሺሕ 910 ሜትር ቁመት እትርከብ ብምዃና ካብ ኣዲስ ኣበባ ቦሌ (2 ሺሕ 334 ሜትሮ) ብዝተመሓየሸ ኣውሮፕላናት ንክልዓላን ንኽዓልባን ምቹው ኩነታት ኣየር ዝፈጥር እዩ። • ኣቡሰራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ቦሌ ብቑመት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ መንጎ ኣሜሪካን ኢራንን ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ መድረኽ ዘተ ተሰሪዙ mizan mekonen Jun 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ መንጎ ኣሜሪካን ኢራንን ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ መድረኽ ዘተ ሰላም ተሰሪዙ። እተን ሃገራት በዓል 14 ነጥብታት ስምምዕ ምግባረን ስዒቡ ንናይ መወዳእታ ስምምዕነት ኣብ ዝርዝር ዛዕባታት ዝግበር ድርድር ሎሚ ከምዝጅመር ተገሊፁ ምንባሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክረምታዊ እወንታዊ ባህሊና ናብ ዝለዓለ መግለፂ ክነሰጋግሮ ኢና-መንግስቲ mizan mekonen Jun 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) ክረምታዊ እወንታዊ ባህሊና ናብ ዝለዓለ መግለፂ ክነሰጋግሮ ኢና ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ ክረምቲ ብዝመፅአ ቁፅሪ እነካይዶም ክልተ ቀንዲ…
ቢዝነስ ኣብቲ በጀት ዓመት 163 ትካላት ኦዲት ተገይሮም mizan mekonen Jun 18, 2026 0 አዲስ አበባ፣ 11 ሰነ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ኦዲተር ፌዴራል ኣብ በጀት ዓመት 2018 ኦዲት ገይረ ኢሉ፡፡ መበል 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 26 ስሩዕ ጉባኤኡ ፀብፃብ ትካሉ ሰሚዑ፡፡ በዚ መሰረት እቲ ቤት ፅሕፈት ዓመታዊ ሒሳብ ብዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓ ነበር ህወሓት ዝወሰደቶ ስጉምቲ ኣካይዳ ኣዕናዊነት እቲ ጉጅለ ንዓለም ዘቓልዐ እዩ – ውድብ ስምረት mizan mekonen Jun 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣኽረርቲ ኣመራርሓ ነበር ህወሓትን ናይ ቀረባ ቤተሰቦምን ዘንበረቶ እገዳ ቪዛ ነቲ ናይቲ ጉጅለ ኣኽራርነትን ኣካይዳ ኣዕናዊነቱን ንማሕበረሰብ ዓለም ዘቃልዐ እዩ ኢሎም ኣባል ቤት ምኽሪ ውድብ ዲሞክራሲያዊ ስምረትን ምክትል ኣካቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓ ነበር ህወሓትን ስድራቤቶምን እገዳ ቪዛ ኣንቢራ mizan mekonen Jun 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓ ኣኽረርቲ ነበር ህወሓት ናይ ቀረባ ቤተሰቦምን እገዳ ቪዛ ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። ቤት ፅሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ÷ እቲ እገዳ ቪዛ ዝተነበረ ስምምዕ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዙርያ ኣብ ኣቡዳቢ ንዝርከቡ ኣምባሳደራት ኣፍሪካ መብራህርሂ ሂቦም mizan mekonen Jun 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዙርያ ኣብ ኣቡዳቢ ንዝርከቡ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም። ኣብ መብራህርሂኦም ልዕሊ 50 ሚሊየን ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ምስ እቲ ዘበን ዝበፅሖ ዕብየት ቴክኖሎጂ ዓርሱ እናወሃሃደ እዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ mizan mekonen Jun 18, 2026 0 አዲስ አበባ፣ 11 ሰነ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መጥቃዕቲ ሳይበር ብምክልኻል ሃገራዊን ትካላዊን ሃፍትታት ድጂታል ነቒሑ ምሕላው እቲ ዘመን ዝሓቶ ስራሕ እዩ ኢሎም ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ። ማእኸል ሳይበር ምክልኻል ዘሰልጠኖም መሰረታዊ ሰልጠንቲ ሳይበር ሎሚ…