Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2026

ግልጋሎት ወለንታ ሓድነትን ማሕበራዊ ምትእስሳር የጎልብት – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ግልጋሎት ክረምታዊ ወለንታ ካብ ልምዓት ብዝሓለፈ ሓድነትን ማሕበራዊ ምትእስሳርን ንምጉልባት ዕዙዝ እጃም ኣለዎ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ጎሮ ወፍሪ…

ሓቃዊ ብልፅግና ዝመፅእ ጉልበት፣ሃፍትን ፍልጠትን ዜጋታት ደሚርካ ምጥቃም እንትከኣል እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

አዲስ አበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሓቃዊ ብልፅግና ዝመፅእ ዓብዪ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ልዕሊ 130 ሚልዮን ዜጋታት ጉልበቶም፣ሃፍቶምን ፍልጠቶምን እንትሓውሱ እዩ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሽዋ ወረዳ…

መንግስቲ እንግሊዝ ዓውዲ ኣቪዬሽ ንምዝማን ዝገበሮ ሓገዝ ቴክኖሎጂ ንሓባራዊ ድሕነት ንምርግጋፅ ዝሕግዝ እዩ – ሲሳይ ቶላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ እንግሊዝ ዓውዲ ኣቪዬሽ ንምዝማን ዝገበሮ ሓገዝ ቴክኖሎጂ ንሓባራዊ ድሕነት ንምርግጋፅ ዝሕግዝ እዩ ኢሎም ምክትል ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ደሕንነትን መርበብ ሓበሬታን ጀነራል ሲሳይ ቶላ (ዶ/ር)፡፡ መንግስቲ እንግሊዝ ዓውዲ…

ሰነዳት ኣገልግሎት ናብ ዲጂታላይዜሽ ንምቕያር ዘኽእል ዳታቤዝ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣገልግሎት ማህደርን ቤተ መፃሕፍትን ኢትዮጵያ ሰነዳቱ ናብ ዲጂታላይዜሽ ንምስግጋር ዘኽእል ዳታቤዝ ዕላዊ ተገይሩ። ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ኣብቲ እዋን ከምዝበልኦ፤ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ምዕቃብ ባህሊ፣ ልምዲ፣ ስነ-ፅሑፍን…

ቱኒዚያ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ድሕሪ ስዕረት ሓደ ፀወታ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ መዚዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም 2026 እትሳተፍ ዘላ ቱኒዚያ ድሕሪ ስዕረት ሓደ ፀወታ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ መዚዛ። እታ ሃገር ኣብ ፈላማይ ፀወታ ዘጋጠማ 5 ን 1 ስዕረት ስዒቡ ኣሰልጣኒ ሳብሪ ላሞቺን ካብ ሓላፍነት ኣሰናቢታ። ኣብ ክንደኦም ድማ ወዲ…

ሓምለዋይ ኣሰር ሓምለዋይ ወርቂ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ውፅኢት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ወርቂ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ናይ ሎሚ ዘበን መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር “ተስፋ ምትካል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ትማሊ ኣብ ከተማ…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ሃገር ዘየድፍር ዋልታ ሰማይ ኢዩ- ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ሃገር ዘየድፍር ዋልታ ሰማይ ኢዩ ኢሎም ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ። ንሃገር ካብ ባዕዳዊ ወራሪን ሽርሒ ባንዳታትን ዝከላኸል ዘበናዊ ቴክኖሎጂ ዝተዓጠቐን ዘይብዳህን ሓይሊ ኣየር…

ንደቅና ዝመሓላለፍ ግዙፍ እምነ ኩርናዕ ክነንብር ኢና – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንደቅና ዝመሓላለፍ ግዙፍ እምነ ኩርናዕ ክነንብር ኢና ኢሎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ዘለሉ ኩነታት ሎሚ ተዘዋዊሮም ኣብ ዝተዓዘብሉ እዋን፥…

ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ፥ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኣፍሪካ እውን ከምእትኽእል ንዓለም እነርእየሉ ኢዩ- ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኣፍሪካ እውን ምሕሳብ፣ ምትላምን ምስራሕን ከምእትኽእል ንዓለም እነርእየሉ ግዙፍ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)…

ነበር ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየዱ ዘላቒ ፃዕሪታት ህንፀት ሰላምን ልምዓትን የተዓናቅፍ ኣሎ – ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ፌደራል ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ትግራይ ብዘለዎ ተበግሶ ዝወሰዶ ቆራፅት ነበር ህወሓት ንባዕሉ ንእኹይ ዕላማ ንምውዳብ ተጠቂሙሉ ኢሎም ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር)። ኣቦ ወንበር ነበር ህወሓት ዝነበሩ ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤…