ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያን ኢጋድን ኣብ ስትራቴጂካዊ ምትሕብባር ፀፅታ ዞባዊ ድሕንነት ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያን በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪቃ (ኢጋድ)ን፣ ኣብ ዙርያ ዞባዊ ድሕንነት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስትራቴጂካዊ ሰነድ ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ፌዴራል ፖሊስ…