ፕሬዚዳንት ሲሼልስ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሲሼልስ ፓትሪክ ሄርሚኔ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፓርቲ ብልፅግናን ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብምዕዋቶም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም ውፅኢት እቲ መረፃ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ…