ኢትዮጵያ ንኬንያ 1 ኪሎ ዋት ሰዓት ኢነርጂ ብ24 ብርን 07 ሳንቲምን ንምቕራብ ተስማዕሚዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኬንያን ንሓደ ኪሎ ዋት ሰዓት ኢነርጂ ብ24 ብርን 07 ሳንቲምን ንምቕራብ ዘኽእል ሓዱሽ ቀረብ ስምምዕነት ሓይሊ ተፈሪሙ፡፡
እቲ ስምምዕነት ቀረብ ሓይሊ ዋና ፈጻሚ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ጌቱ ገረመው (ኢ/ር)ን…