ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንህዝቢ ክልል ትግራይ ናብ ኩለመዳይ ቅልውላው የቃለዖ ኣሎ – ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባል ኣስፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ስምረት ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር)፣ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ትግራይ ኩለመዳያዊ ቅልውላው የውርድ ኣሎ ኢሎም።
ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር)፥ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ቀረባ እዋን መሰል ህዝቢ…