ስፓርት ስታዲየም ባሕሪ ዳር ንዓለም ለኸ ውድድራት ንምትእንጋድ ዘኽእሎ ፍቓድ ካብ ካፍ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስታዲየም ባሕሪ ዳር ብኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ዝተቐመጡ መለክዒታት ብምምላእ ዓለም ለኸ ውድድራት ንኸተኣናግድ ፍቓድ ረኺቡ። ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ክልል ኣምሓራ ጋሻው ተቀባ ንፋና ዲጂታል ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ድምፂ ኣፍሪካ ዝኾነትሎም ዝተፈላለዩ መድረኻት ብሪክስ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ኣብ ዝተኻየዱ መድረኻት ብሪክስ ኣፍሪካውያን ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ውክልና ክህልዎም እናተኻተዐት ትርከብ። ኢትዮጵያ ኣብ 2023 ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጆሃንስበርግ ኣብ ዝተኻየደ መበል 15 ጉባኤ ብሪክስ ኣባል ኮይና ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተበፃሕነት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ሓይሊ ሶላር ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣጠቓቕማ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሶላር ንምዕባይ ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን። ኣብ ዞባ ምብራቕ ሓረርጌ ወረዳ ቑንቢ ከባቢታት ሓሮ ጉራቲን ሓሪሮን ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ሚኒ ግሪድ ሓይሊ ፀሓይ (ሶላር) ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ንህቢ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2026 0 ዓለም መዓልቲ ኣናህብ ብኣኼባ እንትተኽብር፣ ንሕና ኣሰርና ብምዕራፍ ዝስማዕማዕ ስነ ምህዳር ብምፍጣር መፍረያይነት መዓር ካብ ኣፍሪካ ቀዳሞት ምዃን እዩ ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣናህብ ኣብ ዓለምና ካብዘለዉ ኣዚዮም ጠቐምቲ ካብ ሞንጎ ዝኾኑ ደቀቕቲ ፍጥረታት ይስርዑ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽርሒ ባዕዲን ባንዳ ኣስፈፃሚ ዝኾነ ዘይሕጋዊ ጅለ ህወሓት Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ከይዲ ዘበናት ዝነበሩ ብዙሓት ፀገማትን መሰናኽላትን ብቆራፅነት፣ ብሓድነትን ጅግንነትን ደቃ ተሳጊራ ንትውልዲ ክትፀንሕ ክኢላ እያ። ኣብዞም ናይ ሺሕ ዓመታት ፅቡቕን ከቢድን ጉዕዞታታ ውሽጣዊ ፀገማትን ካብ ደገ ዝተፈነዉ ማሕለኻታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ጉባኤ ዘተ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፈተን ሃገራዊ ምርድዳእ ዘጠናኽርን እዩ – ተዘይቲ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እናተኻየደ ዝርከብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፈተን ሃገራዊ ምርድዳእ ዘጠናኽርን ዓብዪ መድረኽ እዩ ኢሎም ተሳተፍቲ እቲ ዘተ። ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዝወከሉ 4 ሽሕ ተሳተፍቲ ዘተ ኣብ ሸሞንተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ካልኣይ ወለዶ ዲያስፖራ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካናዳ ዝተወልዱ ህፃናትን መናእሰይን ከምኡ እውን ስድራኦምን ዝሓዘ 120 ኣባላት ዘለውዎ ልኡኽ ካልኣይ ወለዶ ኢትዮጵያውያን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ዝበፅሐሉ እዋን፤ ብኣገልግሎት ዲያስፖራ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ንመፍረያይነት ማንጎ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 9፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፍልፍል ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ሓለዋ ከባቢ ምስ ውሕስነት ምግቢን ኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብምትእስሳር ልዑል ታሪኻዊ ዓወት እናመዝገበ ይርከብ። እዚ መርሃ ግብሪ ካብ ምዕባይ ሽፋን ደኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ቀዋሚ ኣጀንዳ ህዝቢን መንግስቲን ኮይኑ ክቕፅል ይግባእ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ቀፃሊን ቀንዲን ኣጀንዳ ህዝቢን መንግስቲን ኮይኑ ክቕፅል ኣለዎ ኢለን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶ። መድረኽ መዛዘሚ በዓል መበል 25 ዓመት በዓል እዮቤልዩ ብሩር ኮሚሽን ስነ-ምግባርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈልሲ ጥራሕ ዘይኮነስ ተስፋ ትተክል ከተማ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓንቲ ከተማ ንእትምዘን ንመፃኢ ወለዶ እትገድፎ ዘላቒ ልምዓት፣ ብእትሕልዎ ተፈጥሮን ሎሚ እትተኽሎ ፈልሲን እዩ። ኣዲስ ኣበባ እውን ኣብዚ ጉዕዞ ለውጢ ነበርታ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ብሰፊሑ ብምስታፍ መሬታ ሓምላይ ንምሽፋን ካብ 2011 ዓ.ም ጀሚሩ…