ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ – ኣምባሳደር ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዱስትሪ ኣቪዬሽን ዓለም ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ካብ ምውስኻ ዋጋ ነዳዲ ክሳብ ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19ን ወጥሪታት ጂኦፖለቲካን ብዙሓት ብድሆታት ኣጋጢሞምዎ እዮም። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ እውን በዞም ኩሎን ብድሆታት ኮይኑ ፈተናታት ናብ ዕድላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በሪ ባሕሪ ብሓባር ናይ ምዕባይን ሃፍትታት ብሓባር ናይ ምጥቃምን ዕላማ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በሪ ባሕሪ ዘለወን ሃገራት ተመራፅነተንን ዕቤተንን ዝሐሸ እዩ። በሪ ባሕሪ ዘለወን ሃገራት ኣብ ዓለም ብዕቤተን ክብ ኢለን ይረአያ። ኣብ መስመራት ባሕሪ ድማ ዓለም ብመሰረታዊነት እትደልዮ ኩሉ ዓይነት ዘማልኡ እታወታት የካይዳ። ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተ ንዝመፅእ ወለዶ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ንምርካብ ዕድል ዝህብ እዩ – ተዛተይቲ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ዘይምርድዳኣት ብምዝታይ ብምፍታሕ ንዝመፅእ ወለዶ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ንምርካብ ዘኽእል ዓብዪ ዕድል ኢዩ ኢሎም ተዛተይቲ። እቶም ተዛተይቲ ከም ዝገለፁዎ፤ እቲ ምኽክር ንተሳተፍቲ ሓሳባም ብናፅነት ከቕርቡ ዕድል ዝፈጠረ እዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ወነንቲ መንበሪ ገዛ ክኾኑ ዝፈቅድ ኣሰራርሓ ናብ ተግባር ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ወነንቲ መንበሪ ገዛ ክኾኑ ዝፈቅድ ኣሰራርሓ ናብ ተግባር ኣትዩ ኢሉ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብመሰረት ኣዋጅ ቁፅሪ 1388/2017 ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ወነንቲ መንበሪ ገዛ ንኽኾኑ ዝፈቅድ ኣዋጅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ዲጂታል ኢትዮጵያ ካብ ህንፀት ክእለት ክሳብ ሉኣላውነት ሃገር Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበንና ብቕልጡፍን ብዘይተቛረፀን መልክዕ እናዓበየ ዝርከብ ቴክኖሎጂ ኣንፈት ውድድር ዓለም ኣብ ዘፈር ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ስራሕን ብዝለዓለ ደረጃ እናቐየረ ይርከብ። ኣብ ውሽጢ ሒደት ካልኢታት ኣህጉራት ዝሰግር ፍሰት ሓበሬታን ፋይናንስን ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ልምዓትን ቱሪዝምን ተስፋ ናይ ፅባሕ ወለዶ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ስነ ምህዳርን ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲን ብምሕላው ንወለዶ ክመሓላለፍ ዝገብር ዘላቒ ከይዲ ልምዓት እዩ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ክሌማዊ ለውጢ ብከላ ኣካባቢን ንዓለምና ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናፈተኑዋ ዝርከቡ ዓበይቲ ብድሆታት እዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉዓላውነት ሃገርን ዋሕስ ሰላም እቲ ዞባን Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሉኣላውነት ሃገርን ድሕነት ህዝብታትን ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ንሰላምን ድሕነትን ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካን መላእ ኣህጉር ኣፍሪካን ዋሕስ ኮይኑ ዝፀንሐ ዓቢዪ ትካል እዩ። ኣብ ታሪኽ ኣጋጣሚታት ህልውና ሃገር ዘረጋገፀን ኣብነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወታት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራት ዝኽተለኦም ኣንፈታት ዝምድናታት ወፃኢን ዲፕሎማሲን ኣብ መስርሕ ዕቤተን ወሳኒ ግደ ይፃወት። ኢትዮጵያ ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር ሃገራዊ ረብሓኣ ዘረጋግፅ፣ ክብሪ ዜጋታት መሰረት ዝገበረ፣ ዞባዊ ፅልዋኣ ንምዕባይን ብዙሕ ወገናዊ ዝምድናታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሕ ተራ ትፃወት ኣላ – ኣሜሪካ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሕ ተራ ትፃወት ኣላ ኢሎም ልኡኽ ምክልኻል ኣሜሪካ። መበገሲኡ ካብ ሮድ ኣይላንድ ዝገበረ ጉጅለ ልኡሕ ምክልኻል ኣሜሪካ ኣብ ማእሐል መሰልጠኒ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ በቢጉጅለታት ዝተጠርነፉ ምኽረ ሓሳባት ናይ ምጥዕዓም ስራሕ ይዛዘም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ብጉጅለታት ዝተጠርነፉ ምኽረ ሓሳባት ናይ ምጥዕዓም ስራሕ እናተዛዘመ ይርከብ ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ። ምክትል ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ሂሩት ገ/ስላሴ፤ ኣብ ህሉው ኩነታት እቲ ጉባኤ ዝምልከት መግለፂ…