ሉኣላዊነት ሃገርን ሃገራዊ ረብሓታትን ዝሕሉ ዘመናዊ ሰራዊት ንምውዳብ ቴክኖሎጂ ወሳኒ እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይልታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሉኣላዊነት ሃገርን ሃገራዊ ረብሓታትን ዝሕሉ ዘመናዊ ሰራዊት ንምውዳብ ቴክኖሎጂ ሰብ ሰራሕ ብልሒ ወሳኒ እዩ ኢሎም።
ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ…