ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርቂ ዘይሕጋዊ ጅለ ህወሓት ክሳብ እርጋን Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2026 0 ኢትዮጵያ ኣብ ዘበነ ስልጣን ዘይሕጋዊ ጅለ ህወሓት ንሰለስተ ዓሰርተ ዓመታት ብግዕዝይናን ዘይሕጋዊ ተግባራትን እናተወግአት፣ ብስርቂ ድማ እናማሰነት ፀኒሓ እያ። ኣነ በይነይ ክበልዕ ብዝብል መርዘኛ ኣተሓሳስባ ዝተበከለ እቲ ዘይሕጋዊ ጅለ፤ ኣብቶም ኣብ ስልጣን ዝፀንሐሎም ዓመታት ንሃገርን ህዝቢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ፍልሰት ንዜጋታትን ሃገርን ልዑል ጉድኣት ዘስዕብ እዩ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይስሩዕ ፍልሰት ኣብ ልዕሊ ዜጋታትን ሃገርን ልዑል ጉድኣት ዘስዕብ እዩ ኢለን ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)። ኢትዮጵያን ማላዊን ዘይሕጋዊ ፍልሰትን ዶብ ሰገር ገበናትን ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእለን ናይ ምርድዳእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ሓበራዊ ምልማዕ ኢትዮጵያ ፤ ኣፍደገ ባሕሪ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 8፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ተፈጥሯውን ጂኦ-ፖለቲካውን ሓቅታት ኣብ ምውሳን መፃኢ ዕድል ሃገራት ዓቢ ግደ ይፃወቱ። ካብ 130 ሚልየን ንላዕሊ ህዝቢ ዘለዋ ኢትዮጵያ ቀጥታዊ ኣፍደገ ባሕሪ ምስኣና ንቑጠባዊ ዕቤታን ዞባዊ ድሕነታን ዓቢ ብድሆ እዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለታት ስራሕ ኣጀንዳታት ምኽረ ሓሳባት ናብ ዘዋድድ ጉጅለ እናቕረቡ ይርከቡ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ ዘተ ጉጅለታት ስራሕ ዘዳለውዎምን ዝተሰማምዑሎምን ምክረ ሓሳባትንምንባብ፣ ንምጥዕዓምን ንምውዳብን ንዝተጣየሸ 120 ኣባላት ዝሓቖፈ ጉጅለ ሓሳባቶም እናቕረቡ ይርከቡ። እዚ ኣዋዳዲ ጉጅለ ካብ ሸሞንተ ጉጅለታት ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደጀን ድሕንነት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግዝኣታዊ ሓድነትን ሉኣላዊነትን ኢትዮጵያ፣ ድሕነትን ሰላምን ህዝባን ብዘተኣማምን ኩነታት እናሓለወ ደጀን ዝኾነ ትካል እዩ። ብመንግስቲ መደመር እቲ ሰራዊት ንግዚኡ ዝሰማማዕ ንምግባር ዝተኻየደ ሓፈሻዊ ሪፎርም ኣወዳድባ ሓይሊ ሰብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሰር መንግስቲ መደመር ዝኾኑ ሜጋ ፕሮጀክታት Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብኹሉ መዳይ ብዝሰርሐቶም ስግግራት ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ እናመዝገባ ካብ ዝርከባ ሃገራት ቅድሚት ትፅራሕ ክትከውን ክኢላ እያ። ነዚ ዕዉት ናይ ለውጢ ስግግር፤ መንግስቲ እናተኸተሎ ዝርከብ ኣምር መደመር ውሽዊ ዓቕሚ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ፤ ብዲፕሎማሲ ዝደመቐት ከተማ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ፖለቲካን ዲፕሎማሲን ዓለም ለኻዊ ምስላ ዝኾኑ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት መድረኻት እናተኣናገደት ትርከብ። በቢዓመቱ መራሕቲ ዓለም፣ ፍሉጣት ዲፕሎማሰኛታት፣ ተመራመርቲን ሰብ ሞያ ዝተፈላለዩ ዓውዲታትን ዝውሕዙላ ኣዲስ ኣበባ ዓበይቲ ዓለም ለኸ…
ስፓርት ፒኤስጂ ምስ ኣስቶንቪላ – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ፍፃመ ኣውሮፓ ሱፐር ካፕ ሎሚ ምሸት ኣብ ሞንጎ ፒኤስጂን ኣስቶንቪላን ክካየድ እዩ፡፡ ተዓዋቲት ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ፈረንሳዊት ጋንታ ፒኤስጂን ተዓዋቲት ፅዋዕ ዩሮፓ ሊግ እንግሊዛዊት ጋንታ ኣስቶንቪላን እቲ ፅዋዕ ንምልዓል ዝገብረኦ…
ቢዝነስ ብንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም 36 ነጥቢ 08 ቢሊየን ብር ግብሪ ከፊሉ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2018 በጀት ዓመት 36 ነጥቢ 08 ቢሊየን ብር ግብሪ ከፊሉ፡፡ ንሃገር ዝኽፈል ግብሪ ንወለዶ ዝመሓላለፍ ሃፍቲ እዩ ዝበለ እቲ ባንኪ፤ ግብሪ ብተኣማንነት ምኽፋል ማለት ንልምዓት ሃገር ምድጋፍ ምዃኑ ገሊፁ። ባንኪ ንግዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ግዕዝይናን ዘይሕጋዊ ተግባራትን ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ዝበረታታዕ እዩ – ነበርቲ ከተማ ጅማ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኣብ ግዕዝይናን ዘይሕጋዊ ተግባራትን እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ዝበረታታዕ እዩ ኢሎም ነበርቲ ከተማ ጅማ። ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ርኢቶኦም ዝሃቡ ነበርቲ ከተማ ጅማ፤ ብሰንኪ ገለ ውሑዳት ዘይሕጋውያን ውልቀሰባት ስራሕቲ ልምዓት ክጉድኡ…