Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2026

በዓል መውሊድ ኣብ ከተማ ጅማ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1501 በዓል ልደት ነቢዩ መሓመድ (መውሊድ) ኣብ ከተማ ጅማ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ከተማ ጅማ ብዋናነት ኣብ ቅፅሪ ግቢ መድረሰቱል ኸይሪያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። ኢማም መስጊድ ሙኒር ሼኽ…

ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ሥላሴ ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ ንኹሎም ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፣ እዚ በዓል በዓል ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ሓድነትን ክኸውንይምነ ኢሎም። ሎሚ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል መውሊድ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንመበል 1501 ዓመት ዝኽሪ ልደት ነብዪ መሓመድ (ሰ.ዐ.ወ) በዓል መውሊድ፣ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንመበል 1501 ነብዩ መሓመድ (ሰዐወ) መውሊድ በዓል ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦ እንኳዕ ንመበል 1501…

መንገዲ ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ ኢትዮጵያ ፖሊሲ ወፃኢን ዲፕሎማሲን መሰረታዊ ለውጢ እናገበረ ይርከብ። ሓዱሽ ኣንፈት ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲ መንግስቲ መደመር ኣብ መንጎ ህዝብታትን ሃገራትን ዘሎ ርክብ ብምጥንኻር፤ ቀጥታ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 18፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ሎሚ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ወረዳ 11 ፍሉይ ቦታ ከባቢ ቅድስት ኪዳነ ምሕረት ቤተክርስቲያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ካብቶም ዝሞቱ ሰባት ብተወሳኺ ካልኦት ሰባት እውን…

ኣንፈት ውግእ ዝቕይር፤ እዚ ፍሉይ ወፍሪታት

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 18፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብህዝባዊነቱ፣ ብስነ-ምግባሩን ሃገር ከይተደፈረት ብሓቦን ብቕዓትን ዓብዪ ታሪኽ ዝፀሓፈ ትካል ህዝቢ እዩ። እቲ ሰራዊት ሰላምን ድሕነትን ዜጋታት ከምኡውን ዶብን ሉዓላዊነትን ሃገር ብፅንዓት ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ኣብ…

ቼልሲ ዓመተ ውድድራ ብደርቢ ምዕራብ ለንደን ክጅትምር እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዓመተ ውድድር 2026/27 ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ዝካየድ ናይ መወዳእታ ፀወታ ሎሚ ምሸት ቼልሲ ካብ ሜዳኣ ወፅእ ምስ ፉልሃም ክትገጥም እያ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብዚ ክረምቲ ሓደሽቲ ኣሰልጠንቲ ብምሻመን፤ እቲ ዓመተ ውድድር…

ኣብ ስዑዲ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 2 ሺሕን 494 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 2 ሺሕን 494 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ማሕበራዊ ጉዳይን ደቂ ኣንስትዮን ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሰሙን ብዝተኻየዱ 12 ዙር በረራታት ዝተመልሱ 2 ሺሕን 312 ደቂ ተባዕትዮ፣…

ሊቨርፑልን ኒውካስል ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቀዳማይ ሰሙን ፀወታ ሊቨርፑልን ኒውካስል ዩናይትድን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡ ናይ ኒውካስል ሸቶታት ኣንቶኒ ኢላንጋን ጆሴፍ ዊሎክን እንተመዝግቡ÷ ብወገን ሊቨርፑል ድማ ኮዲ ጋክፖን ዶምኒክ ስቦዝላይን…