ንተረባሕነት ነበርቲ ከተማና ብቅንዕናን ብተኣማንነትን እናሰራሕና ንርከብ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 20፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ንተረባሕነት ነበርቲ ከተማና ብቅንዕናን ብተኣማንነትን እናሰራሕና ንርከብ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣርባዕተ ዘበናዊ ደው መበሊ መካይን፣ ተርሚናላትን ማእከላት ዕዳጋን ኣብ…