ኢትዮጵያ መብፅሒት ኢኮኖሚ ጥዕና ኣፍሪካ ንምዃን ትሰርሕ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መብፅሒት ኢኮኖሚ ጥዕና ኣፍሪካ ንምዃን ብትኹረት ትሰርሕ ኣላ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
መበል 13 ኮንፈረንስ ፌዴሬሽን ጥዕና ምብራቕ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ጥዕናን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ።…