ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓገዝ ብሪክስ ንዓውዲ ኣቪየሽን ኢትዮጵያ mizan mekonen Sep 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ ምዃና ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘለዋ ዲፕሎማስያዊን ኢኮኖሚዊን ፅልዋ ብሓዱሽ ደረጃ ዘዕበየትሉ ዓብዪ ስትራቴጂካዊ ምዕራፍ እዩ። እተን ሃገራት ኣብ ምኽሪ ቤት ዓለም ኣቀፍ ውድብ ሲቪል ኣቪየሽን (ICAO) ውክልና ንምርካብ…
ስፓርት ኣይተ ኢሳያስ ጂራ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣይተ ኢሳያስ ጂራ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፆም። ንበይኖም ተወዳዳሪ ብምዃን ዝቐረቡን ንዝሓለፉ 8 ዓመታት ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ኮይኖም ዝመርሑን ኣቶ ኢሳያስ ጂራ፤ ካብ ዝተዋህቡ 88 ድምፅታት 81 ድምፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኢራንን – ን75 ዓመታት ዝተሳገረ ርክብ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ወነንቲ ጥንታዊ ስልጣነን ባህሊን ዝኾና ኢትዮጵያን ኢራንን ዲፕሎማስያዊ ርክበን ካብ ዝጅምራ ልዕሊ 75 ዓመታት ተቖሩ ኣሎ። ወናኒት ስልጣነ ኣኽሱም ዝኾነት ኢትዮጵያን ማእኸል ስልጣነ ፐርሺያ ዝኾነት ኢራንን ብፍላይ ኣብ ዓውድታት ንግዲን ኢኮኖሚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሓምላዋይን ዘላቒን ስርዓት ትራንስፖርት ንምህናፅ ትሰርሕ ኣላ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓምላዋይን ዘላቒን ስርዓት ትራንስፖር ንምህናፅ ብቆራፅነት ትሰርሕ ኣላ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ mizan mekonen Sep 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣5 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) በይነ-መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) መበል 74 ፍሉይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት የካይድ ኣሎ። ኣብ ጅቡቲ ይካየድ ዘሎ እዚ ኣኼባ ኣብ ክልላዊ ሰላምን ድሕነትን ከምኡ’ውን ኣብ ጉዳያት ትካላዊ ምምሕያሽ ዝዝቲ ይኸውን። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘበነ ትምህርቲ 2019 ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚልዮን ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ 2019 ብዕሊ ጀሚሮም ኢሉ ቢሮ ትምህርቲ እታ ከተማ። እቲ ቢሮ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ኣብ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ብርኪ የካ ኣባዶ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪክስ ዝደገፎ ከይዲ ኣባልነት ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ኢትዮጵያን ካልኦት ዓወታትን Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ዘርአየቶ ንጡፍ ተሳትፎ ዓወታት ዲፕሎማሲን ኢኮኖሚን ዘስፍሕ ውፅኢት ኣምፂኡ እዩ። ኣብቲ ጉባኤ ንኢትዮጵያ ዝተውሃቡ ድጋፋትን ጎድና ጎድኒ እቲ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ረብሓ ዘቐደመ ጉዕዞ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ምህዳር ጂኦፖለቲካ ሓይሊ ሚዛን እናተቐየረ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ኢትዮጵያ በዓል ብዙሕ ወገንን ክልተኣዊን ሽርክነታት ብምክያድ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው እናሰርሐት ትርከብ። ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ ምዃና ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅኑዕ ሃገረ-መንግስቲ፤ ካብ ህንፀት ትካላት ክሳብ ዘላቒ ዲሞክራሲ mizan mekonen Sep 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣4 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖለቲካዊ ብስለትን ኢኮኖሚያዊ ጥንካረን ሓንቲ ሃገር ዝምዘን ብግዝያዊ ስግግር ስልጣን ወይ ብውልቀሰባት ጥራይ ዝተወሰነ ብስለት ኣመራርሓ ጥራሕ ኣይኮነን፤ ኣብ መንጎ ዘበናት ፀኒዖም ብዝቐፀሉ ሃገራዊ ትካላት ጥንካረ እዩ ዝምዘን። ምስጢር ዕብየት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሪክስ ኣብ ጉዳይ ኣሜሪካን ኢራንን፣ እስራኤልን ፍልስጤምን እንታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ? Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)መራሕቲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ፣ ኣብ ህንዲ ንኽልተ መዓልታት ዘካየድዎ ጉባኤ ምዝዛሙ ስዒቡ ኣብ እዋናዊ ዓለም ለኸ ጉዳያት ሓባራዊ መግለፂ ሂቦም። እቶም መራሕቲ ኣብ መግለፂኦም፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ሓደ ሓደ ሃገራት ዘካይደኦ ዘለዋ ናይ ንግዲ…