ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቑዕን ተወዳዳሪን ዜጋ ንምፍራይ ዝተጀመረ ጉዕዞ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓጎስን ምሕዳስን ሓዱሽ ዓመት ስዒቦም ኣብ ዝመፅኡ መዓልታት ስራሕ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ተምሃሮ፣ ን2019 ዓ.ም ዓመተ ትምህርቲ ናብ መኣዲ ትምህርቶም ይምለሱ። ዓመተ ትምህርቲ 2019 ብዕሊ ተጀሚሩ ኣሎ። ሓበሬታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ብሪክስን – ዓወት ዲፕሎማሲ ንግዲ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል እኩብ ብሪክስ ምዃና ኣብ ዓለም ለኸ ኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን መድረኻት ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፈተ ኮይኑ ይርከብ። ብፍላይ ኢትዮጵያ ንዓሰርተታት ዓመታት ክትከታተሎ ዝፀንሐት መስርሕ ኣባልነት ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ንምዕዋት ካብቲ እኩብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይ ብዝተገብረ ፃዕሪ ሓደሽቲ ኢንቨስትመንታት ምስሓብ ተኻኢሉ – ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ mizan mekonen Sep 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣4 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይ ኣብዝተገብረ ፃዕሪ ሓደሽቲ ኢንቨስትመንት ዝገብሩ ኩባንያታት ምዕባይ ተኻኢሉ ኢሉ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፡፡ መራሒ ጉጅለን ፈፃሚ ስራሕ ተወካሊ ህዝባዊ ርክብን ኮሙኒኬሽንን እቲ ሚኒስቴር ካሳ ኣላምራው ንፋና ዲጂታል ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ 2019 ዓ.ም ሬሜዲያል መርሃ ግብሪ መእተዊ ነጥቢ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ን2019 ዓ.ም ተምሃሮ መርሃ ግብሪ ሬሜዲያል ናብ ዩኒቨርሲቲ ክኣትዉ ዘኽእሎም መሕለፊ ነጥቢ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሚኒስቴር፤ እቲ መሕለፊ ነጥቢ ብመሰረት ውፅኢት ተምሃሮ፣ ዓቕሚ ቅበላ ዩኒቨርሲቲታትን መትከል ሃገራዊ ፍትሓዊነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ቀረብ ሓይሊ ብዕፅፊ ብምዕባይ ዞባዊ ምትእስሳር ኢኮኖሚን ሓይሊን እናጠናኸረ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ቀረብ ሓይሊ ብዕፅፊ ብምዕባይ ዞባዊ ምትእስሳር ኢኮኖሚን ሓይሊን እናጠናኸረ ይርከብ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኢንጂነር ኣሸብር ባልቻ። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ከም ዝገለፁዎ፤ ግድብ ህዳሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካዛኪስታን ተዛትዮም mizan mekonen Sep 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካዛኪስታን ቃሲም ጆማርት ቶካዬቭ ተዛትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ከምዝበልዎ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ጉባኤ ብሪክስ ምስ ፕሬዚዳንት ካዛኪስታን ቃሲም ጆማርት ቶካዬቭ…
ስፓርት ሊቨርፑልን ቼልሲን ነጥቢ ደርቢየን Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ 4ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ምስ ፉልሃም ከምኡ እውን ቼልሲ ምስ ሃል ሲቲ ማዕረ ተፈላልየን፡፡ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንሃል ሲቲ ዘተኣናገደት ቼልሲ 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊያ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬትናም ተዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ቬትናም ሌ ሚን ሁንግን ተዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፤ ኣብ ጎድማ ጎድኒ ጉባኤ ብሪክስ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬትናም ሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያ ዘሎ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ብምድሃብ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዙፋ ኣቡ ዳቢ ተዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዙፋን ኣቡ ዳቢ ልኡል ሼኽ ካሊድ ቢን ሙሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ተዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፤ ጎድና ጎድኒ መበል 18 ጉባኤ…