ምስክር ናፅነትናን ሉኣላውነትናን ዝኾነ ሰንደቕ ዕላማና ብልዑል ክብሪ ክብ ኣቢልና ብምኽባርና ኩርዓት ይስምዓና
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስክር ናፅነትናን ሉኣላውነትናን ዝኾነ ሰንደቕ ዕላማና ብልዑል ክብሪ ክብ ኣቢልና ብምኽባርና ኩርዓት ይስምዐና ኢሎም ንፋና ዲጂታል ርእይቶኦም ዝሃቡ ክፋላት ሕብረተሰብ።
መበል 19 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ “ሰንደቕ ዕላማና ንብሄራዊ ምርድዳእን…