Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2026

ምስ ብሄራዊ ድሕንነት ብቐጥታ ዝተኣሳሰር ጉዳይ በሪ ባሕሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምስ ፍትሓዊ ተረባሕነት፣ ታሪኽ፣ ጂኦግራፊን ብሄራዊ ድሕንነትን ብቐጥታ ዝተኣሳሰረ ሓበራዊ ኣጀንዳ እዩ። ፍትሓዊ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸን ኣህጉራውን ዲፕሎማስያዊ መድረኻት ቀንዲ ኣጀንዳ ክኸውን ተኻኢሉ…

ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ኣብ ዘፈር ባንኪን ፋይናንስን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተሰማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ኣብ ዘፈር ባንኪን ፋይናንስን ዘለወን ክልተኣዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምዕባይን ንምጥንኻርን ዘለወን ቆራፅነት ኣረጋጊፀን። ክልቲአን ሃገራት ናብዚ ስምምዕነት ዝበፅሓ ኣብ ታይላንድ ባንኮክ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንኣመራርሓ ሽመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ንሸውዓተ ኣመራርሓ ሽመት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ብርሃኑ ዘውዴ – ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን። ታምራት በየነ (ዶ/ር) – ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…

መንግስቲ ትካላት ሃይማኖት ዘጋጥምወን ፀገማት ንምፍታሕ ድሉው እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ትካላት ሃይማኖት ዘጋጥምወን ፀገማት ብኹሉ ደረጃታት ንምፍታሕ ድሉው እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን፤ ኣብ መበል 45 ሓፈሻዊ ሰበኻ መንፈሳዊ ጉባኤ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፤ ኦርቶዶክስ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘፈር ሓይሊ ንምዝማን ዝውዕል 145 ነጥቢ 8 ሚልየን ዶላር ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘፈር ሓይሊ ንምዝማን ዝውዕል 145 ነጥቢ 8 ሚልየን ዶላር ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ። እቲ ስምምዕነት ልቓሕ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ዝተገበረ ኮይኑ፤ ኣዋጅ ቁፅሪ 1441/2019 ብምዃን…

ንመበል 12 ጣና ፎረም ኣህጉራዊ መድረኽ ፀጥታ እኹል ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ባህር ዳር ዝካየድ መበል 12 ጣና ፎረም ኣህጉራዊ መድረኽ ፀጥታ ብዓወት ንምእንጋድ እኹል ምድላው ተገይሩ ኢሉ ቢሮ ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣባይ መንግስቴ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ኣመልቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ…

ዓቕሙ ዝጎልበተ ትካል ሜቲዎሮሎጂ ምህናፁ ክሌማዊ ለውጢ ዘስዕቦ ጉድኣት ንምንካይ የኽእል – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓቕሙ ዝጎልበተን ቅድመ ሓበሬታ ዝህብን ትካል ሜቲዎሮሎጂ ምህናፁ ክሌማዊ ለውጢ ዘስዕቦ ጉድኣት ንምንካይ ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ…

ሓድሽ መንግስቲ መደመር፤ ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ብራኸ ናይ ምብፃሕ ራእይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ናብ ዝሓሸ ውፅኢት ንምስግጋር፣ ኣብ ብዙሕነት ፖለቲካ ዝተፈላለዩ ሓሳባት ንምትእንጋድን ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ሃገራዊ ረብሓታታ ብዝሓሸ ኩነታት ንምሕላውን ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ትሰጋገር ኣላ። ምስረታ መንግስቲ…

ወራሲ ዙፋን ስዑድ ዓረብ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ወራሲ ዙፋን ስዑድ ዓረብ ሙሓመድ ቢን ሰልማን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ወራሲ ዙፋን ስዑዲ ዓረብ ሙሓመድ ቢን ሰልማን ቢን ዓብዱልዓዚዝ ኣል ስዑድ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ቀዳማይ…

አትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ – ኣርሰናል ምስ ሊል

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2ይ ዙር መርሃ ግብሪ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ትሽዓተ ፀወታታት ክካየዱ እዮም። ማንቼስተር ዩናይትድ ወደ ስፔን ብምምራሕ ኣብ ሜትሮፖሊታኖ ምሸት ሰዓት 4 ምስ ኣትሌቲኮ ማድሪድ እትገጥመሉ ፀወታ…