Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2026

ዜጋታት ንሓድሽ መንግስቲ ዝሃብዎ ሓደራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ንምፅናዕ፣ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብነፃ፣ ብሰላምን ፍትሓዊ ብዝኾነ ከይዲ ብዓወት ምክያዳ ይዝከር። እዚ ድማ ዜጋታት ብታሪኻዊ ፀላእቲ ካብ ዝተኣልመ ሽርሒ ከይተረበሹ፣ ወፂኦም ድምፆም ብምሃብ ፍቕሪ ሃገሮም ብተግባር…

ኢኮኖሚ ከም ሃገራዊ ሓይሊ፡ ናይ ኢትዮጵያ ኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባለ

ኣዲስ ኣበባ፣25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዘበናዊ ዓለምለኸ ኢኮኖሚያዊን ጂኦ-ፖለቲካዊን ውድድር ሓይሊ ሃገራትን ኣብ ከባቢኡ ዘለዎ ፅልዋን ብወተሃደራዊ ዓቕሚ ጥራይ ዝውሰን ዘይኮነስ፣ ብፅኑዕ ኢኮኖሚያዊ መሓውር፣ ብርእሰ ምኽኣልን ብቴክኖሎጂያዊ ድልውነትን እዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ…

ጂኦስትራቴጂክ ብራኸ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ጂኦስትራቴጂክ ምስ ጂኦግራፊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ረብሓ ሃገር ወይ እውን ዞባ ዝተኣሳሰረ ስትራቴጂካዊ ውሳነ ወይ ቅዋም ዘመላኽት እዩ። ጂኦስትራቴጂካዊ ጂኦግራፊ ኢትዮጵያ ምስ ቀይሕ ባሕሪ፣ ተፋሰስ ናይልን ቀርኒ ኣፍሪካን ዝተኣሳሰረ እዩ።…

ስነ ስርዓት ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲን መኽፈቲ ቤት ምኽሪን ሎሚ መዓልቲ ክካየድ እዩ። 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ 42 ፖለቲካ ፓርቲታት፣ 10 ሺሕን 438 ተወዳደርቲ ከምኡ እውን ልዕሊ 54 ሚልየን መረፅቲ ተሳቲፎምሉ ብዓወት ምዝዛሙ ይዝከር። እቲ…

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ መፃወቲ ፖለቲካዊ ቁማር እናተጠቐመሉ ፀኒሑ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ መፃወቲ ፖለቲካዊ ቁማር እናተጠቐመሉ ፀኒሑ ኢሎም ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)። ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፤ መንግስቲ ፌደራል…

ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዚዩ ሰላም ናይ ምድላይ ውፅኢት እዩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰላም ብፅኑዕ ናይ ምድላይ ውፅኢት እዩ ኢሎም ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)። ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፤ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ…

ምስረታ መንግስቲ፡- ህዝባዊ ቃልኪዳንን መሕደሲ ድጋፍን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ዲፕሎማሲያዊ ርክባ ብምጥንኻር፣ መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ብዓወት ብምትግባር፣ ከምኡ እውን ታሪኻዊ ሃገራዊ ዘተ ብምክያድ ብዙሓት ተግባራት ፈፂማ እያ። እዞም ፃዕሪታት ዝማዕበለት ሃገር ንምህናፅ…

በዓል ኢሬቻ ሆረ ሃርሰዴ ኣብ ቢሾፍቱ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ሃርሰዴ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ መልካ ሃርሰዴ ብምርቓት ኣባ ገዳታትን ሃደ ሲንቄታትን ብድምቀት ምኽባር ጀሚሩ። እቲ በዓል “ኢሬቻ ንሃገራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት…

በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ባህላዊ ክብሩ ሓልዩ ብፍሉይ ድምቀት ተኸቢሩ ተዛዚሙ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይዚ ዓመት በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ባህላዊ ክብርታቱን ትውፊታቱን ሓልዩ ብሓጎስን ብፍሉይ ድምቀትን ተኸቢሩ ከም ዝተዛዘመ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበበ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ…

ኢትዮጵያ፡ ብሰላም ዝፀንዐት፣ ብሉዓላውነት ዘይትደራደር

ኣዲስ ኣበባ፣23 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ገለ ሃገራት ዶባተን ብመንደቕ ይሕልዋኦ። ኢትዮጵያ ግን ዶባታ ብኻልእ ነገር ትሕልዎ፤ ብዘይናወፅ መትከል። ኢትዮጵያውነት፣ ካብ ትማሊ ክሳብ ሎሚ ዝተዘርግሐ ማሕተም እዩ። ኣብ ዓውደ ውግእ ዘይተደራደረት፣ ኣብ ጠረጴዛ ስምምዕ እውን ክብራ…