ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን mizan mekonen Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ምሉእ ቃል ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦ እንኳዕ ንበዓል ኢሬቻ ብሰላም ኣብፅሐኩም! ኢሬቻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Oct 2, 2026 0 እንኳዕ ንዓብዪ በዓል ኢሬቻ ብሰላም ኣብፅሐኩም! ኢሬቻ ማሕበረሰብ ኦሮሞ ንዝናብን ፈተናታትን ክረምቲ ሓሊፉ፣ ተፈጥሮ ብሓምላይ ፅባቐኣን ብገልገለ መስቀል ተሸሊማ፣ እዋን ብርሃን እንትብሰር ንፈጣሪኡ ምስጋና ዘቕርበሉ ውቁብ በዓል ምስጋና እዩ። ኢሬቻ ንዝሓለፈ ብምስጋና ዝዝክር፣ ንህሉው ብሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ሓባራዊነትን ሃገራዊ ምርድዳእን ዘጠናኽር ሓባራዊ ክብሪ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢሬቻ ሓባራዊነትን ሃገራዊ ምርድዳእን ካብ ምጥንኻር ሓሊፉ ሃገራዊ ልምዓት ንምቕልጣፍ ዝሕግዝ ሓባራዊ ክብሪ እዩ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ “ኢሬቻ ንሃገራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 8ይ ፎረም ኢሬቻ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ምሉእ ቃል ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦ ኢሬቻ ሰላም እዩ! ገዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ከድር ጁሃር ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ብምዃን ተሰይሞም Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ንኣይተ ከድር ጁሃር ምክትል ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ብምግባር መሪፁዎም፡፡ እቶም ምክትል ከንቲባ ኣብቲ ቤት ምኽሪ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብምዃን ተሰይሞም Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ዳግም ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምግባር ሰይሙዎም። ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን፤ ኣብ ቅድሚ እቲ ጉባኤ ብምቕራብ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንወ/ሮ ኣስካለች ኣልቦሮ ኣፈ ጉባኤ ብምግባር ሰይሙ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 7ይ ዘበን መረፃ ጉባኤ ምስረታኡ፣ ንወ/ሮ ኣስካለች ኣልቦሮ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ብምግባር ሾይሙወን። ብተወሳኺ ድማ ንኣይተ ረመዳን ሓሩን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ገይሩ መሪፁዎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ብመዓርግ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሰይሞም mizan mekonen Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት 1ይ መስራቲ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ብመዓርግ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ገይሩ መሪፁ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣብዱላሂ ኣደን ዩሱፍ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ንኣይተ ኣብዱላሂ ኣደን ዩሱፍ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ብምግባር መሪፁዎም። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ኣብ ምስረታ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ከፅድቕ እዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብምንያህል መለሰ #ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ፍቅሬ ኣማን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ 7ይ ዘበነ ስራሕ 1ይ ዓመት ጉባኤ ምስረታኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብቲ ጉባኤ ንኣይተ ፍቅሬ ኣማን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብምግበራር መሪፁዎም።