Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2026

ሃላባ ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓብያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃላባ ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2019 ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ዘበነ ውድድር 2018 ምድብ ለ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሞንጎ ሃላባ ከተማን ደሴ ከተማን ኣብ ሃዋሳ ተኻይዱ። ኣብቲ ፀወታ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣል ዝተጀመረ ጉዕዞ ሱር እናሰደደ ከምዝኾነ ዘረጋግፅ ኢዩ - ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ሃርና ብምግቢ ርእሳ ንምኽኣል ዝተጀመረቶ ጉዕዞ ብተግባር ሱር…

ፍርያት ኢትዮጵያ ብቐጥታ ናብ ዕዳጋ ሩሲያ ዝቐርቡሉ መድረኽ ኦንላይን ዕድጊት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ናይ ሩሲያ ኢ-ኮሜርስ ኩባንያ ዋይልድቤሪስ ኢትዮጵያውያን ኣፍረይቲን ነጋዶን ፍርያቶም ብቐጥታ ናብ ዕዳጋ ሩሲያ ዘቕርቡሉ ኦንላይን መድረኽ ዕድጊት ብዕሊ ኣጀሚሩ። እቲ ኩባንያ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ውፅኢታት ቡን፣ ጨርቀመርቂን ቆርበትን፣ ናይ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ምምሕዳር ሃፍቲ ሰብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንምህናፅ ተሓሲቡ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ሰለስተ ዓመት ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መርሃ ግብሪ ዓቕሚ ሓይሊ ሰብ ንምጥንኻር፣ ብቕዓት ስራሕን ውፅኢታውነትን ንምምሕያሽ ከምኡ እውን ምስ ዘበናዊ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነት ህዝቢ ዘዕበዩ ስራሕቲ ልምት ተወጊኖም – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነት ህዝቢ ብዝሐሸ መልክዑ ዘዕበዩ ስራሕቲ ልምት ተወጊኖም ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፡፡ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሳልሳይ ርብዒ ዓመት ፓርቲን መንግስቲን እቲ ክልል ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ…

ንዋና ሃገራዊ ዘተ ኣጀንዳ ናይ ምፍላይ ስራሕ እናተዛዘመ ይርከብ – ኮሚሽነር መላኩ ወልደማርያም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዋና ሃገራዊ ዘተር ኣጀንዳ ናይ ምፍላይ ስራሕ እናተዛዘመ ይርከብ ኢሎም ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መላኩ ወልደማርያም። ኮሚሽነር መላኩ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ ንዋና ጉባኤ ምድላው እናተገበረ ከምዝኾነ…

ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ምሽ ኣጀንዳታት ልምዓት ኢትዮጵያ ዝተጠዓዓሙ ኢዮም – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብርእሰ ዓቕሚን ቴክኒካል ሓገዝን ዝተገበሩ መመሓየሺታት ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ምስ ኣጀንዳታት ልምዓት ኢትዮጵያ ዝተጠዓዓሙ ኢዮም ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ ኢዮብ (ዶ/ር) ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ እናተኻየደ ኣብ…

ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ልቢ ኢኮኖሚ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንዱስትሪ ማኑፋክቸሪንግ ልቢ ኢኮኖሚ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ልቢ ልኡላውነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኢቢሲ ኣብ ዝገበርዎ ቃለ መሕትት እዩ ከምዚ ዝበሉ።…

ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቁፊ ዕንበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ጆሴፍ ንዩማ ቦአካይ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቁፊ ዕንበባ ኣንቢሮም፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ ሎሚ ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ጆሴፍ…

ኢትዮጵያን ላይቤሪያን ካብ ሓባራዊ ታሪኽ ፅንዓት ዝፍልፍል ንዘመናት ዝተሳገረ ርክብ ኣለዎም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ላይቤሪያን ካብ ሓባራዊ ታሪኽ ፅንዓት ዝፍልፍል ንዘመናት ዝተሳገረ ርክብ ኣለዎም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፤ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኢትዮጵያ…