ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ናውቲ መረፃ ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ይውገን ኣሎ። ህዝቢ እቲ ክልል መረፃ ብነዓል ዋናነት ብመሓዝ ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ምትሕብባር ኣብ ምግባር ከምዝርከብ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡ ኣብ ምምሕዳር…
ስፓርት ሪያል ማድሪድ ካብ ጋንታታት ዓለም ክባር ጋንታ ኮይና mizan mekonen May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስፔናዊ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ኣብ ዓለምና ክባር ጋንታ ምዃና ፎርብስ ዕላዊ ገይሩ። ፎርብስ መፅሔት ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፤ ሪያል ማድሪድ ብ9 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዋጋ ክባር ጋንታ ክትከውን ክኢላ ኢሉ፡፡ ሪያል ማድሪድ ኣብዚ ዓመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ናይ ፖሊሲ ኣማራፂ ሓሳቦም ንህዝቢ ዘፋልጡሉ መድረኽ ኣብ ምፍጣር ተወሳኺ ስራሕ ተወጊኑ – ቦርድ መረፃ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ፓርቲታት ናይ ፖሊሲ ኣማራፂ ሓሳቦም ንህዝቢ ንምፍላጥ ዝኸኣሉሉ መድረኽ ኣብ ምፍጣር ጭቡጥ ተግባራት ተሳሊጦም ኢለን ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላትወርቅ ሃይሉ። ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ 47 ተናሓናሕቲ ፓርቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ምክፍፋል ናውቲ መረፃ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዝተፈላለዩ መረፃ ክልላት ምክፍፋል ናውቲ መረፃ ምክያድ ጀሚሩ። መረፃ ክልላት ኣሶሳ መገሌን ኣሶሳ ሆሃን ናውቲ መረፃ ነናብ መረፃ ጣብያታት ኣብ ምዕዳል ይርከባ። መተሓባበሪ መረፃ ክልል ኣሶሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሓደ ሰብ ድምፂ ዋጋ ስለዘለዎ ኣብቲ ዕለት ንምምራፅ ተሰናዲእና ኢና Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ሓደ ሰብ ድምፂ ዋጋ ስለዘለዎ ኣብቲ ዕለት ንምምራፅ ተሰናዲእና ኢና ኢሎም ነበርቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ቦዲቲ። እቶም ነበርቲ ጉዳይ መረፃ ሓበራዊ ሓላፍነት ኩሎም ዜጋታት ስለዝኾነ ንምምራፅ ካርዲ ወሲድና ነታ ዕለት ንፅበ ኣለና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል መረፃ ኣሰላ ናውቲ መረፃ እናተኸፋፈለ ይርከብ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል መረፃ ኣሰላ ንዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ናውቲ መረፃ ናይ ምክፍፋል ስራሕ ተጀሚሩ። 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝቕፅል ሰኑይ 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም ከምዝካየድ ይፍለጥ። በዚ ድማ ንመረፃ ኣድላይቲ ምድላዋት ኣብቶም ክልላት መረፃ …
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ፈላማይ ፀወታ እዚ ዕለት ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃን መሰል ዜጋታትን Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዜጋታት እታ ሃገር ኣብ ከይዲ ዴሞክራሲያዊ መረፃ ዘለዎም መሰል ኣብ ዓንቀፅ 38 ብዝርዝር ኣቐሚጡ ኢዩ፡፡ ፈላማይን ዋናን መሰል መሰል ክትመርፅን ክትምረፅን ምኽኣል ኢዩ፡፡ ብመሰረት እዚ ዝኾነ ይኹን ኢትዮጵያዊ ዜጋ ብቐለም፣ ብዓሌት፣ ብብሄር፣ ብብሄረሰብ፣ ብፆታ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህዝቢ ቦረናን ጉጂን ንደንጒ እምበር በፂሕናሉ ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንደላዪ ሰላም ህዝቢ ቦረናን ጉጂን ንደንጒ እምበር በፂሕናሉ ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ መዕርፎ ነፈርቲ ነገሌ ቦረና ገዳ መሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ምስገበሩ ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ኣሶሳ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima May 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ተኸቢሩ። ተኸተልቲ እምነት እስልምና፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣብ…