ስፓርት ሚኬል ኣርቴታ ዝበለፀ ኣሰልጣኒ እዚ ዓመት ሽልማት ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima May 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ኣብ ዓመተ ውድድር 2025/26 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝለፀ ኣሰልጣኒ ሽልማት ተዓዊቱ፡፡ ሚኬል ኣርቴታ ኣብቲ ውድድር ዓመት ምስ ጋንታ ኣርሰናል ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ ዝዓተረ እንትኸው ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima May 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ተኸቢሩ። ኣቦታት ሃይማኖትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንሃንፆ መዕርፎ ነፈርቲ ህዝብና ብዝበለፀ ዘቀራርብ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እንሃንፆም ሕድሕድ ሓደሽቲ መዕርፎ ነፈርቲ ኢኮኖሚያዊ ዓቕሚ ክልላት የነቓቕሕ ከምኡ እውን ህዝብና ብዝበለፀ ዘቀራርብ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ሶላት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብዓወት ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ሶላት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብዓወት ተዛዚሙ ኢሉ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ፡፡ ፖሊስ ከምዝሓበሮ÷ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣመልኪቶም ተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ህዝበ ሙስሊም ኣብ ዝተረኸበሉ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊየም ብሶላትን ተክቢራን ኢዩ ብድምቀት እናተኸበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ጋምቤላ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ጋምቤላ ከተማ ጋምቤላ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ ብዝተለያዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓት እናተኸበረ ይርከብ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ጅማ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ጅማ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ንምኽባር ተተልቲ እምነት እስልምና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ንመበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ-ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ መላእ ሃገር ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብ ምኽባር እቲ በዓል ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ንዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም mizan mekonen May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንመበል 1ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም ንኹሎም ሰዓብቲ እምነት እስልምና ዝኽተሉ ኢትዮጵያውያን እንዃዕ ኣብፅሐኩም…