Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2026

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ ምድብ መወዳእታ ፀወታታት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ እውን ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወታታት ክቕፅሉ ኢዮም፡፡ ኣብ ምድብ ትሽዓተ ዝርከባን ዝሓለፉ ክልተ ፀወታታት ብምዕዋት ኣቐዲመን ናብ 32…

መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኣሰር ብኩሉ መዳይ ጭቡጥ ውፅኢት እናምፀአ ይርከብ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ብብርኪ ሃገር እናተወገነ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ካብ ምፅዋር ጀሚሩ ብኹሉ መዳይ ጭቡጥ ውፅኢት እናምፀአ ይርከብ ኢሎም፡፡ ኣባላት፣ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ባይቶ…

መድረኽ ዘተ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምትሕብባር ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብን ኣፍሪካን ዘድሀበ መድረኸ ዘተ "ሂሊ ዲያሎግ ኣፍሪካ ኤዲሽን" ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዋና ዳይሬክተር ኢኒስቲቲዩት ጉዳያት ወፃኢ ጃፋር በድሩ፣ ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 57 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣሕሊፉ፡፡ ምክር ቤቱ ተወያይቶ ውሳኔ ያሳለፈባቸው ጉዳዮች እንደሚከተለው ቀርበዋል፡- እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝተዛተየሉ ዛዕባ፤…

ኣብ ቬንዙዌላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ዝሞቱ ሰባት ቁፅሪ 235 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቬንዙዌላ ከተማ ካራካስን ግዝኣት ላ ጓይራን ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ቁፅሪ መወትቲ 235 በፂሑ፡፡ እቲ ሓደጋ ስዒቡ ኣብ ዝፈራረሱ ገዛውቲ ዝርከቡ ሰባት ናይ ምትእልላሽን ስራሕቲ መድሕን ህይወትን ተጠናኺሮም ከምዝቐፀሉ ተገሊፁ፡፡…

ንዞባዊ ፀገማት ብቕልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ድልዱል ትካል ተሃኒፁ – ጄነራል ይመር መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ተለዋዋጢነት ባህሪ ኩናት ብምርዳእ ንህልው ዞባዊ ፀገማት ብቕልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ዘኽእል ጥንኹር ትካል ተሃኒፁ ኢሎም ዋና ሓላፊ መምርሒ ክፍሊ ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ጄነራል ይመር መኮነን። ዓመታዊ ጉባኤ ሃገራዊ ድሕነት…

ኣብ ቬንዙዌላ ብሰንኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 164 ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ምሸት ኣብ ቬንዙዌላ ዘጋጠመ ተኸታታሊ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 164 ምብፅሑ ግዝያዊ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዴልሲ ሮድሪጌዝ ኣፍሊጦም። ኣብ ርእሰ ከተማ ካራካስ ኣብ ውሽጢ ሓደ ደቒቕ ኣፈላላይ ዝበፅሐ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ…

ፅዋዕ ዓለም ምድብ 3ይ ሎሚ እውን ቀፂሎም ከካይዱ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዝካየድ ዘሎ ፀወታታት ምድብ 3ይ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ እውን ክቕፅል እዩ። ምሸት ሰዓት 5 ኣቐዲማ መሕላፋ ዝፈለጠት ጀርመን ምስ ኢኳዶር ግጥምኣ ከተካይድ ኢያ። ኣብ ክልቲኡ ናይ ምድብ…

ፓርቲ ብልፅግና ንህዝቢ ዝኣተዎ ቃል ንምፍፃም ቆራፅ እዩ – ኣቶ ፍቃዱ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብልፅግና ትካላት ፌዴራል ንጥፈታት 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ናይ መዛዘሚ መድረኽ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ መደረ ዘስምዑ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅናን ሓላፊ ዘፈር ውዳበን ፍቃዱ ተሰማ ከም ዝበልዎ፤ ኣብቲ መረፃ እቲ ፓርቲ ዘቐመጦም…

ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ምፍራይ መዓር ዝጭበጥ ውፅኢት የመዝግብ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍራይ መዓር ዝጭበጥ ውፅኢት ይርከብ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ መርሃ ግብሪ…