ሃይማኖታት ናይ ሰላም እምበር ናይ ጎንፂ ምኽንያት ኮይኖም ኣይፈልጡን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ሃይማኖታት ናይ ሰላም እምበር ናይ ጎንፂ ምኽንያት ኮይኖም ኣይፈልጡን ኢሎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ንሕቶን ምላሽን ኣባላት እቲ ባይቶ መብርሂ…