Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2026

ተረባሕነት በሪ ባሕሪ ንዕብየት ኢኮኖሚ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰኔ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዘበናዊ ዓለም ናይ ሓንቲ ሃገር ኢኮኖሚያዊ ሓይላ ካብ ዝውሰነሉ ዋና ምኽንያታት በሪ ባሕሪ ምውናን ኣገዳሲ እዩ። ኣብ ዓለም ለኸ ስርዓት ንግዲ ካብ ዝጓዓዙ መብዛሕቲኦም ናውቲታት መልዐሊኦምን መብፂሖምን ብባሕሪ የጉዓዕዙ። ስለዚ ናብ ባሕሪ…

ቻይና ዝተሳኸዐ ፈተነ ባላስቲክ ሚሳኤል ኣካይዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰኔ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባሕሪ ሓይሊ ቻይና ካብ ኒውክሌር ሰርጓጅ መርከብ ናብ ፓስፊክ ውቅያኖስ ነዊሕ ርሕቀት ዘለዎ ባላስቲክ ሚሳኤል ብዓወት ከምዝፈተነ ኣፍሊጡ። እቲ ፈተነ ሚሰኤል ቻይናን ሩስያን ኣብ ጥቓ ባሕሪ ኪንግዳኦ ዓመታዊ ሓባራዊ ልምምድ ባሕሪ ሓይሊ ክጅምራ ኣብ…

ኔይማር ጁንየር ካብ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ምውፅኡ ኣፍሊጡ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚል ትማሊ ምሸት ኣብ ዙር 16 ፅዋዕ ዓለም 2026 ብኖርዌይ ዘሰንብድ ስዕረት ብምትእንጋዳ ካብቲ ውድድር ተኣልያ ኣላ፡፡ ኣብ መበል 67 ደቂቃ ንጋብሬል ማርቲኔሊ ተኪኡ ናብ ሜዳ ዝኣተወ ኔይማር ዳ ሲልቫ ሳንቶስ ጁንየር ፍፁም ቅላዕ ብምምዝጋብ…

ዕላዊ ዲጂታል ገፃት ጉባኤ ኮፕ32–ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ እተሰናድኦ ዓለምለኻዊ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ (ኮፕ32) ዕላዊ መርበብ ሓበሬታታት ማሕበራዊ ሚድያ ገጻት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፤ ዝተኸፈቱ ዕላዊ መርበብ…

ፍትሓዊን ጥንኩርን ስርዓት ጥዕና ንምህናፅ ምስ ትካላት ትምህርቲ ጥዕና ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንዕዉት ህንፀት ፍትሓዊን ጥንኩርን ስርዓት ጥዕና ምስ ትካላት ትምህርቲ ጥዕና ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ 2ይ ጉባኤ ትምህርቲ ሕክምና ኣፍሪካ “ሓይሊ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣፍሪካ ንሓደሽቲ ዕድላትን…

ሶፍ ዑመር… ዘደንቕ ምስጢራዊ በዓልቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ መበቆል ጥንታዊ ዘርኢ ወዲ ሰብ ዝኾነት፣ ብዙሓት ሰብ-ሰራሕን ተፈጥሮኣዊን፣ ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ሓድጊታት ትውንን ሃገር እያ። ቀደም ክብል ካብ ዓውዲ ቱሪዝም ብዙሕ ረብሓ ክትረክብ ልዑል ዕድል እኳ እንተነበራ፣ ነቲ ዓውዲ ዝተውሃበ ውሱን…

ሓደጋ ሰብ-ሰራሕ ብልሒ (AI) ንምክልኻል ብሕጊ ክምራሕ ኣለዎ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ሰብ-ሰራሕ ብልሒ (አርቴፊሻል ኢንተለጀንስ) ብፍላይ ኣብ ህፃናት ከስዕቦ ዝኽእል ኣሉታዊ ፅዕንቶ ንምክልኻል፣ ብዓለምለኻዊ ሕጊ ክምራሕ ኣለዎ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ እዚ ዝበሉ፤ ብብርኪ መንግስታት ንፈለማ…

ካብ ወፃኢ ንግዲ 10 ነጥቢ 7 ቢልየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ወፃኢ ንግዲ 10 ነጥቢ 7 ቢልዮን ዶላር ተረኺቡ ኢሉ። ሚኒስቴሩ ምስ ተፀዋዕቲ ትካላቱ ብምትሕብባር ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2018 እናካየደ ይርከብ። ሚኒስትር ንግዲን…

ሃገራዊ ዘተ ንህንፀት ዘላቒ ሰላም ታሪኻዊ ዕድል ኢዩ – ሕብረት ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ሃገራዊ ዘተ ዘላቒ ሰላምን ብሄራዊ ሓድነትን ንምፍጣር ዘኽእል ታሪኻዊ ዕድል ኢዩ ኢሉ። መራሒት ሉኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሶፊ ፍሮም-ኤመስበርገር ከምዝበለኦ፥ እቲ ሃገራዊ ዘተ…

በሪ ባሕሪ፣ ንንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ

ኢትዮጵያ 130 ሚሊየን ሕዝቢ ሒዛ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ወደብ ኣልባ ሃገር ኢያ። ምስኣን በሪ ባሕሪ ንኢኮኖሚኣ፣ ብሄራዊ ድሕንነታን ጂኦፖለቲካዊ ፅዕንቶኣን ልዑል ማሕለኻ ኮይኑ ፀኒሑ ኢዩ። ስለዝኾነ ድማ ንኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ምርካብ፣ ህልውናን ብሄራዊ ረብሓ ምርካብን ቀዳማይ ጉዳይ ኢዩ።…