ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ፎረም ድሕንነትን ሓበሬታን ፓርላማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ትኹረቱ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ፓርላማ፣ ሰብ ሞያ ሓበሬታን ሰብ መዚ መንግስቲን ኣብ ዓለም ለኸ ስግኣታት ድሕንነት ዙሪያ ምትሕብባር ንምጉልባት ዝገበረ ዓለም ለኸ ፎረም ድሕንነትን ሓበሬታን ፓርላማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ከም ኣቆፃፅራ…
ስፓርት ስፔን ምቤልጂዬም፣ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ… Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ናይ ርብዒ ፍፃመ ፀወታ ሎሚ እውን ክቕፅል ኢዩ፡፡ ምሸት ሰዓት 4 ስፔን ምስ ቤልጂዬም ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ስፔን ኣብ 16 ፀወታ አውዲቕካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 350 ዘይሕዊ መከፋፈሊ ነዳዲ ስጉምቲ ተወሲዱዎም Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ምስ ዘይሕጋዊ ንግዲ ነዳዲ ተተሓሒዙ ልዕሊ 350 መዕደሊ ነዳዲ ስጉምቲ ተወሲዱ ኢሉ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ደስታው መኳንንት (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷ ኣብዚ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያን ኢጋድን ኣብ ስትራቴጂካዊ ምትሕብባር ፀፅታ ዞባዊ ድሕንነት ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያን በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪቃ (ኢጋድ)ን፣ ኣብ ዙርያ ዞባዊ ድሕንነት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስትራቴጂካዊ ሰነድ ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ፌዴራል ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በሪ ባሕሪ ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ንምሕላው… Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 2፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ምውናን በሪ ባሕሪ ሃገራዊ ድሕንነት ንምሕላው፣ ኢኮኖሚ ንምዕባይን ሃገራዊን ብሄራዊን ረብሓ ንምሕላው ዕዙዝ ግደ ከምዝፃወት ተሓቢሩ። በሪ ባሕሪ ዘይምህላው ምንቅስቓስ ንግዲ ሃገር ብምግዳብ ንልዑል ወፃኢ ዝዳርግ እንትኸውን፤ ካብዚ ብተወሳኺ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ኮነ ኢሉ ብዝተዋደደ ኣሰራርሓ ተተካእቲ ወለዶ የምክን ኣሎ – ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ኮነ ኢሉ ብዝተዋደደ ኣሰራርሓ ተተካእቲ ወለዶ የምክን ኣሎ ኢለን ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም፡፡ እቲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ “ፅምዶ” ብዝብል ስያመ ምስ ሻዕብያን ኣብ ውሽጢ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣካቢት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምትእስሳር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምብራቕ ኣፍሪካ ኮይና Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ኣቦ መንበርነት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምትእስሳር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምብራቕ ኣፍሪካ ካብ ግብፂ ተረኪባ፡፡ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝጀመረ መበል 37 ፍሉይ ኣኼባ ስቲሪንግ ኮሚቴ ምትእስሳር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ውዒሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምዝታየን ሃገር ዝሃነፃ ሃገራት… Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ታሪኽ ዓለም ብኲናት፣ ድኽነትን ከቢድ ማሕበራዊ ቅልውላውን ሓሊፈን ሎሚ ኣብ ብራኸ ምዕባለ ዝበፅሓ ሃገራት ኣለዋ። ናይዘን ሃገራት ዓወት ምስጢር ሃፍቲ ተፈጥሮ ዘይኮነስ፤ ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኮይነን ዝዘተያሉን ሓበራዊ ብሄራዊ ምርድዳእ ዝፈጠሩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝሃ ዘፈር ኢኮኖሚ … Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኢትዮጵያ ብመመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚን ኣምር መደመርን፤ ካብ ፅግዕተኛነት ንፅል ዘፈር ብምንጋፍ ናብ ብዝሃ ዘፈር ስርዓት ኢኮኖሚ እናተሰጋገረት ትርከብ፡፡ ሓደን ቀንዲን ጥንካረ ብዝሃ ዘፈር ኢኮኖሚ ምደማር ኢዩ። ዓውዲ ሕርሻ ንኢንዱስትሪ እታወት ጥረ ኣቑሑት ብምቕራብ፣ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ…
ስፓርት ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ኮይና Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ንሲዳማ ቡና 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ኮይና፡፡ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኢትዮጵያ፤ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኮንኮኒ ሃፌዝን በየነ ባንጃን…